ትግራዎት ብዛዕባ ውሽጣዊ ኩነታት ሃገሮም ይዛተዩ ኣለው፣ ኤርትራውያንከ?

ኣብቲ ብዙሓት ሃገራውያን ትግራዎት፣ ካብ ወጻእን ካብ ውሽጢ ትግራይን ተኣኺኺቦም ኣብ ከተማ መቐለ ዝተኻየደ ዘተ፣ግንከኣ ብድፍኢት ህዝብን፣ ብመሪሕነት ወያኔ ዝተዓደመ ዕድመ መሰረት፣ ኣገድስቲ ነጥብታት ዝሓዘ ህዝባዊ ኣኼባ ተኻዪዱ። ኣብቲ ዝተኻየደ  ኣኼባ ድማ እዝዮም ኣገደስቲ ነጥብታትት እኳድኣ ንህዝቢ ኤርትራ ዘቕንኡ ነይሮም። ንኤርትራውያን ዘቕንእ ኮይኑ ድማ ኤርትራውያን ከምኡ ዓይነት ዘተ ዝገብሩሉ ይግበሮ...

ግጥሚ ንጅግና ዘርኣይ ደረስን፣ ፈላስፋ ብላታን ጌታን (Lord) ሎሬንሶ ታእዛዝ (መብራህቱ ታእዛዝን)

 መብራህቱ ታእዛዝ እቲ ቀንዲ ስሞም እዩ፣ ብላታን ጌታን ሎሬንሶ ታእዛዝ ግና ክብሪ ስም ከም ሎርድ ማለትዩ፣ መኽንያቱ ኣብተን ዝተማህሩለን ዩኒቨርሲታት ብብሉጽ ትምህርቲ ስለዝተመረቑ እዩ እቲ መኽንያት። ክቡር መብራህቱ ፕሮፈሶር ሎሬንሶ ታእዛዝ ኣብ ዓዲ ቀዪሕ ኣከለግ)ዛይ ዝተወልዱ ወደባት ኤርትራዊ እዮም ። ሎንሬንሶ ታእዛይ ውሩይ ጸሓፋይ ስለዝነበሩ፣ ኩሉ ግዜ ከኣ ነታ ዝጽሕፉላ ፒሮ  ቍሩብ ከዕርፉ ከለው፣ ነታ ፒሮ ኣብ...

ወፍሪ “ምድማር” ኣብ ኢትዮጵያን ኤርትራን ክዕወት ድዩ ክፈሽል? ሓጺር ፖለቲካዊ ትንትና (እሩም)

“ንጻምኡን ድኻሙን ዘይፈልጠሉ መራሒ ከገልግል ዝነብር ህዝቢ፣ ንህይወቱ ንኸንቱ እዩ ዘድክማን ዘጨንቛን”። ብሊቀ መዛምራን ሞጎስ ዑቕባ-ገርጊስ ወፍሪ “ምድማር”! “ንምብርታዕ”፣ መራሒ ሕገ-ኣልቦ ግዝያዊ መንግስቲ ህግደፍ ኢሰያስ ኣፈወርቂ፣ ን2ይ ግዜ ንኢትዮጵያ ክበጽሕ እዩ ይብሃል ኣሎ። “ፕረዚደንት ኤርትራ” ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ መንግስቲ...

ኣናፍራ ቆቛሕ ዘይፈልጥስ ኣይሃዳናይን!

ድሕሪ ሰፍ ዘይብል ሓርነታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ምውድኡ፣ ኣብ ልዕሊ ደላይ ሰላምን ደላይ ሕርነትን ዝኾነ ህዝቢ ኤርትራ፣ ብመሃንድሳት ጽዮናውያን ሓድሽን ጸረ ሓርነትን ልዑላውነትን ውዲታዊ ፕሮጀክት ብስውር ተኣዊጁ። እቶም ብረቂቕ መጽናዕቲ ተጸኒዖም ዝተዳለዉ ውዲታት ከኣ፣ መልክዖም እንዳቀያየሩ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ በብሓደ ብግህዶ ክትግበሩ ክንከታተሎም ጸኒሕና ገና ድማ ንከታተሎም ኣሎና። እቲ ቀንዲ መንቀሊ እቲ ውዲት...

ንሰላምዶ ወይስ ሓዲሽ መጻወድያ ግሩሃት? ብሃብተጽዮን ተወልደ

ሓደ ኢትዮጵያዊ መንእሰይ በዚ ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝካየድ ንዝቀነየ ርኽክባት ተመርኲሹ፡ “ደስ ይበለና ኣብ መንጎናን ኣብ መንጎኹምን ሰላም ኰይኑ” እናበለ ና ይ ደ ስ ታ ስ ምዒቱ ገለጸለይ ። እቲ መንእሰይ ዘ ረ ባ ኡ ብምቅጻል፡ “ተዓጽዩ ዝነበረ መንገዲ ጽርግያታት ተኸፊቱልና፡ ኣቋሪጹ ዝነበረመስመር ተለፎንቀጺሉ፡ ነፈርቲ በረራ ጀሚረን”፡ ወዘተ…እናበለ ነ ቲ ብ...