Naming the Enemy: Google

By Gordon Duff, Senior Editor January 18, 2018 Source: Veterans Today The Senior Editor Russia didn’t rig the American election, Google did, aided by Israel and the NSA. This is the simple truth of it. Why? Google has an agenda, and the advancement of the human...

“ኩሉ ባዕለይ… ባንድ ኢሳይያስ ዓዲ ሃሎ” (The One man band of Adihalo)

ህዝቢ ከተማታት ኤርትራ ማይ ጠፊእ ሉችሀ ተቐልቂላ፣ ባጤራ ናቍፋ ተሃጊራ ክብል እንዳውዓለን ሓደረንሲ፣ እቲ ብልኡኽ መላኺ “ኢንጂነር” ኢሰያስ ዝህነጽ ዘሎ “ፕሮጀክት ሓጽቢ ዓዲ ሃሎስ” እንታይ እዩ እቲ ብልሓቱ? “ልምዓት ዝተሃመሹ ወገናት ብምቕዳም፡ ንኹሉ ዘመዓራሪ ዕድላት ብምርሃው፡ ህዝቢ ኣብ እንኮን ፍትሓዊን መኣዲ ምጽንባር፡ በዚ ርትዓዊ መገዲ’ዚ ድማ ፖለቲካዊ ርግኣት፡ ሃገራዊ...

ዓሻ ዝተኸሎ ለባም ነይነቕሎ፣ ስለላ መርበብ ጽዮናውያን ኣብ ኤርትራ ካብ ምዓስ ተጀሚሩ? ዘወርትን ቀለስትን ውዲታዊ ወፍሪ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ፣ ዝነበሩን ክሳብ ሎሚውን ዘለውን ብዓል መን ከምዝኾኑስ ትፈልጡዎዶ?

“Who controls the Past controls the Present, who controls the Prsent controls the Past”. George Orwell – 1984 (Roman, Deutsch) “እቲ ንዝሓለፈ ግዜ ዝቆጻጸር ንህሉው ግዜ ከኣ ይቆጻጸሮ፣ ንህሉው ግዜ ዝቆጸጸር ድማ ንዝሓለፈ ግዜ ይቆጻጸሮ ይብል” ተነባያይ ጆርጅ ኦርቨል።   ከምኡ ስለዝኾነ ክኣ እዩ፣...