እስከ ስለምንታይ ከምዚ ኮይኑ? ኢልናን ክንመራመር ንፈትን

ወያነ ኣብ ስልጣን ምስ መጹ እታ ጥንታዊት ባንዴራ ኢትዮጵያ፣ ብኸምዚኣ ዓይነት ተቐዪራ? ስለምንታይ ግና ወያኔ ተቓዳዲሞም  ነታ ጥንታዊት ሰንደቕ ዓላማ ኢትዮጵያ ዝነበረት  ቀዪሮማ? ስለምንታይ ግና ካብት ጋድም ሕንጻጽ ኣብሊዒኡ ድማ ምልክት ጅግንነትን ሓይልን ስእሊ ኣንበሳ ቀንጢጦም ምስሊ ባንዴራ እስራኤል ወይ ፔንታጎን  ክስእሉላን ገሮም ሰኒዖማ? ስለምንታይከ ምልክት ወይ  መስመያ ባንዴራ እስራአል ክትመስል ተደልዩ?  ...

ኣቦ መንበር ምንቅስቓስ 7-ግንቦት ኣቶ ኣንድ-ኣድርጋቸው ጽጌ ድሕሪ 4 ዓመታት ማእሰርቲ ተፈቲሑ

ጠበቓ ኣቶ ኣንድ-እድርጋቸው ጽገ፣ ከምዝበሎ “ኣንድ-እድርጋቸው ይቕሬታ እንተድኣ ሓቲቱ፣ ነቲ ፖለቲካዊ መዳይ ከግፍሖ ይኽእልዩ”። ጭጒራፍስ ወቒዓ ተእውዪ፣ ወይ ጉድ! ኣቱም ሰባት! እዘን “ጣዕሳን ይቕሬታን” ዝብሃላ ብውዲት መሃንድሳት ጽዮናውያን ዝተኣልማ ቃላት እኮ፣ ንህግደፍን ወያኔን ቀንዲ መሳርሒኦምን፣ መጽረይ ኣፎም ኮይነን። ህግደፍን ወያኔን ብፍላይ ብዛዕባ’ዚ ስነኣምራዊ...

መርድእ ! ሓርበኛ ስነ-ጥበባዊት ሓብትና ወይዘሮ ጽሓይቱ በራኺ ዓሪፋ።፣

ነፍሰሀር ጽሃይቱ በራኺ ኣብ ኲዓቲት ዝተባለ ዓዲ ኣብ ኣውራጃ ሰራየ ብ 01 መስከረም 1969 ዓ.ም.ፈ. ተወሊዳ። ሓደ መስክረም ከኣ ሰውራ ኤርትራ ዝተፈለመላ ዕለት እያ ነይራ።ኣዚና እንፈትዋ ሓርበኛ ስነ-ጥበባዊት ዓባይ ሓብትናን ኣዴናን ወይዘሮ ጽሓይቱ በራኺ፣ ኣብ መበል 79 ዕድሜኣ፣ ባህርያዊ ሕማም መኽንያት ብዕለት 25.05.2018 ዓሪፋ። ባህ ዘብል ታሪኽ ነፍሰሀር ጽሃይቱ በራኺ ንሰንበት ዕለት 27.05.2018 ኣብ...

ሜርሲኔሪ ባዕዳውያን ከድዓት “ደቂ ሃገር“ እንዳ ህግደፍ መበል 57 ብዓል ሰውራ ኤርትራ ኣብዒሎም።

ብዓል ነጻነትዶ ብዓል ባርነት ? ህዝቢ ኤርትራ ግዳይ ማእሰርን፣ ጭውያን፣ ቅንጸላን፣ ስደትን፣ ስነ ኣእምራዊ ራዕድን ኮይኑ ኣብ ዝሳቐየሉ ዘሎ እዋን፣ ህግደፍ ግና መብል 27 ብዓል “ነጻነት” ኣብዒሉ! ኢሰያስ ኣፈወርቂ ከኣ ነቲ ዘይፍጸም ተስፋታት ጥራይ ዝትሕዝቶኡ ግንከኣ ጎይቶቱ ኣርቂቖም ዝቐረብሉ ጽሑፍ ተጠሊዑ ኣንቢቡ !!!  እንዳ ህግደፍ፣ ኣብታ ብ1890 ዓ.ም.ፈ. ኮሎንያል ጣልያን  ዋና ከተማ...