War On Venezuela Is Built On A Lie

By John Pilger February 22, 2019 Information Clearing House In this analysis, John Pilger looks back over the Chavez years in Venezuela, including his own travels with Hugo Chavez, and the current US and European campaign to overthrow Nicolas Maduro in a ‘coup by...

Russian State TV shows Map of Potential US Nuclear Targets

ምትፍናናት ሩስያን ኣሜሪካን፣ ብሓቂ ድዩ ወይስ ንህዝቢ ዓለም ንምርዕድን ምሽማርን? እቲ ብፕረሲደንት ቭላድሚር ፑቲን ዝምራሕ መንግስቲ ሩስያን፣ ብፕረሲደንት ዶናልድ ትራምፕ ዝምራሕ መንግስቲ ኣሜሪካን ውድድር ኣጽዋሮም ከወዳድሩ ይስማዕ ኣሎ። እዚ ግን ብሓቂ ድዩ ወይስ ንህዝቢ ዓለም ንምፍርራሕን ምርዓድን። እቶም ቋንቋ እንግሊዝኛ ዝርድኣኩም ግዱሳት፣ እስከ ነዚ ብቋንቋ እንግሊዝ ኣብ ታሕቲ ቀሪቡ ዘሎ ዓንቀጽ ተኻታተሉዎ። By...

ሺኣለቃ ዳዊት ወልደ-ጊዮርጊስ ፣ ዋናታት ጉዳይ ኤርትራን ኢትዮጵያን፣ ብዓል መን ምዃኖም ይፈልጦም ድዩ?

ጉዳይ ኤርትራን ኢትዮጵያን ከምቲ ህዝቢ ዝብህጎ ዘይኮነስ፣ ኣቦኹም ኣብ ዘደቀሱና እዩ። መጀር ዳዊት ወልደግዮርጊስ ቅድሚ ፈደረሽን ምፍራሱ ጀሚሩ ክሳብ ስዕረት ደርጊ ብዓል ስልጣን መንግስቲ ኢትዮጵያ ዝነበረ፣ ትግራዋይ ኢትዮጵያዊ ዝነበረ እዩ። ንአርትራ ንኣስታት 3 ወርሓት ገዚኡ። ንሱ ከ፣.. “ኤርትራ ክልል አይኮነትን፣ ልኡላዊት ሃገር ስለዝኾነት፣ ግሉጽነት ውዕል ክህሉ ይግባእ እምበር፣ ምጭብባጥ ኢድ ዶር አብይን ኢሳያስን...

ሕቡእ ኣጀንዳ ትግራይ ትግሪኛን፣ 2ይ ስሞም ኣግኣዝያንን ትፈልጡዎዶ?

ቃልሲ አርትራ ህ.ግ.ሓ.ኤ.ን፣ ቃልሲ ትግራይ ህ.ው.ሓ.ት፤ን፣ ብፍላይ ትካል መንግስቲ እንግሊዝ፣ ብሓፈሻ ከኣ ትካል ምዕራባውያን እዩ። ታሪኽዕዊ እከይ ግብሪ ትግራዎት ትፈልጡዎዶ? ዋርሳይ እከኣሎ ንጉስ የውሃንስ፣ ጭፍራ  ወያኔን ህግደፍ እዮም! ንጉስ ትግራይ የውሃንስ ሰላዪ ኮሎንያል መንግስቲ ዓባይ ብሪጣንያ እዩ ነይሩ። ታሪኻዊ መረጋገጺ ከኣ፣ እቲ ብጀነራል ናምፒር ተመሪሑ ንንጉስ ቴድሮስ ካብ ስልጣኑ ዘውረደ ሰራዊት...

ንጉሥ ኃይለ-ስላሴ መንዩ ነይሩ? ከመይሉኸ ኣብ ኢትዮጵያ ነጊሱ? ሎሚኸ መንዮም ሓውልቲ ንኽትከለሉ ኣዚዞም?

እቲ ዝተመቐሉ ቀንዲ ስም ተፈሪ እዩ ነይሩ። ኣብ ሥልጣን ምስ መጸ ግና፣ ንደብተራታት ጸዊዑ ዝበለጸ ስም እንታይ ይሓይሽ ኢሉ ሓቲቱ እዮም ደብተራታት እዚ ይሕሸካ ምስ በሉዎ  ኃይለ-ስላሴ ተባሂሉ። እታ ጃንሆይ እትብል ሽመት ድማ፣ “ዝበለጸ ሽመት እስኪ ኣብ መጻሕፍቲ ታሪኽ ገnaጺልኩም ርኸቡለይ”፣ ምስ በሎም፣ “ቀደም ነገስታት ሓማሴንን  ነገደ ዛጒየን፣ “ጃ ን” ዝብል ልዑል...