ፈታዉ ገንዘብ ምስ ሰይጣን ይላዘብ፣ ፈታው ሃገር ከኣ ምስ ህዝቡ ይላዘብ!

ተልእኾ ኢሰያስ ኣፈወርቂ መንገዲ ሕቡእ ኣጀንዳ ሓዲሽ ዓለማዊ ስርዓት ንምጽራግ  እዩ። ንህዝቢ ኢርትራብቐዳምነት ዝስርዑ 3 ግዜ ኣብ መዕልቲ ቅጫ እንዳበልዐ ክነብር፤ ሓራ ኮይኑ ክነብር፣ ልዑላውነቱ ትኸቢሩ ክነብር እየን። ምስ ኢትዮጵያ ሰላም ገርካ ምንባር ሓጋዚ ድኣምበር ረቛሒ ግን ከቶ ኣይኮነን። እዚ ሰላዪ ኢሰያስ እፈወርቂ ግና ደላዪን ሓላዪን ሰላም ኢትዮጵያን ኤርትራን ተመሲሉ፣ ንኢትዮጵያን ንስዑድያን፣ ንግብጽን፣...

ፕረሲደንት ሃገር ሶማል ሞሓመድ ዓብዱላ ሞሓመድ ነስመራ ን3 መዓልታት ዑደት ገሩ።

እዚ ብትእዛዝ መሃንድሳት ጽዮናውያን ዝግበር ዘሎ ሸበድበድ መራሕቲ ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ኣበይ ገጹ እዩ ክኸይድ ጽባሕ ብጊሓት ክንርእዮ ኢና። ንህዝቢ ኤርትራ ኣወጊንካ ዝግበር መስርሕ ቀርኒ ኣፍሪቃ ከኣ ከንቱ ጥራይ እዩ ክኸውን። ጉዳይ ኤርትራ ብሰላም ክሳብ ዘይተፈትሐ ድማ ኣብ መላእ ቀርኒ ኣፍሪቃ ሰላም ተረኽበ ማለት ዘበት! ፕረሲደንት ሃገር ሶማል ሞሓመድ ዓብዱላ ሞሓመድ ምስ መራሒ ህግደፍ ኢሰያስ ኣፈወርቂ። ነዚ ፕረሲደንት...

መኣዝን ተልእኾ ዶር. ኣቢዪ ኣሕመድ ኣበይ ገጹዩ?

 ተልእኾ ዶር. ኣቢዪ ኣሕመድ እንታይ እዩ? ልኣኽቱኸ ብዓል መን እዮም? ኣብዚ እዋንዚ ብፍላይ ንኤርትራን ንኢትዮጵያን ብሓፈሻ ድማ ንምሉእ ቀርኒ ኣፍሪቃ ዝቆጻጸሩ ዘለው ዓበይቲ ስለላ መርበባት እዞም ዝስዕቡ  እዮም። ብቀዳምይ ደረጃ ኣብ ኩሉ ከባቢ ቀርኒ ኣፍሪቃ ተዋፊሮም ብስዉርን ብግሁድን ለይትን ምዓልትን ተዋፊሮም ዘለው ኣባላት ማእከላይ ስለላ መርበብ መንግስቲ ኣሜሪካ እዮም። ብካልኣይ ደረጃ ምስ ማእከላይ ስለላ መርበብ...

Wary Eritreans say Ethiopia deal ‘means nothing’ without reforms

by Vanessa Berhe 26 Jul 2018 Source: With peace being made, expectations are rising that transformative reforms will be introduced, but many remain cautious. Passengers carry the Ethiopian and Eritrean flags as they celebrate after arriving at the Asmara International...

ወይኔን ህግደፍን ክልተ ገጽ ሓደ ቅርሺ ምዃኖም ዘረጋግጽ መጎታዊን ፍቱንን ጭብጥታት

መራሕቲ ወያኔን መራሒ ህግደፍን ኢሰያስን ሓደ ዓይነት ተልእኾ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ከምዘለዎም ዝሕብሩ ቀንዲ ነጥብታት። ብልሓትትን ተልእኾን ወያኔን ህግደፍን ከይፈለጥካ ብዛዕባ ኢሰያስን ዶር. ኣቢዪ ኣሕመድ ምዝራብ ዕሽነት እዩ። ድሕሪዚ ብውልቀ መላኺ ሕገ ኣልቦ ኢሰያስ ኣፈውርቂ ዝተደወለ፣ ደወል መሸጣ ሃገር፣ ንሓያሎ ኣባላት ህግደፍ  እዚ ዝኸይድ ዘሎ ግዝያዊ ኲነታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ከመይ ትከታተሉዎ ኣሎኹም፣...