እተን ካብ ጥንቲ ጀሚረን ክሳብ ማፍያ መንግስቲ ህግደፍ ነስመራ ዝኣቱ፣ብኣባሓጎታትና 8 ኣውራጃታት ምድረባሕሪ (ኤርትራ) ተባሂለን ዝስመያ ዝጸንሓ፣መለለዪ መንነት ነፍሲ ወከፍ ወዲ ምድረባሕሪ እየን ዝነበራ። ብ1994 ዓ.ም.ፈ. ግና ህግደፍ ምስህዝቢ ከይተማኸረ በቲ መደብ ጎይተቱ ጥራይ ተመሪሑ፣ኣብ 6 ዞባታት መቓቒሉወን። ሎሚ ከኣ መታን ንጽዮናውያን ክጥዕሞም፣ ዓጻጺፉ ኣብ 3 ዞባታት ክመቓቕለን መሃንድሳት ጽዮናውያን መደብ ኣውጺኦምሉ ኣለው ይብሃል ኣሎ። እየ ተካል ሓጋይ፣ ሓጺሩኒ እንተበልኩዎስ ተደቢሩ ይስዕስዕ!!

እተን ካብ ጥንቲ ጀሚረን ክሳብ ማፍያ መንግስቲ ህግደፍ ነስመራ ዝኣቱ፣ብኣባሓጎታትና 8 ኣውራጃታት ምድረባሕሪ (ኤርትራ) ተባሂለን ዝስመያ ዝነበራ ግንከኣ ግቡእን ያታዊ ትርጉምን ዝሓዘ ስም ዝነበረን። ብ1994 ዓ.ም.ፈ. እቲ ከም ፓፓጋይ ዝተባህሎ ዝደግም ህግደፍ ዝብሃል ጭፍራ ማፍያ ግና፣ ብኢደ ወነኑ ምስቲ “ዓወት ንሓፋሽ”! እናበለ ዝግዕረሉ ውጹዕ ህዝቢ ከይተዛተየ፣ በቲ ህጸያውያን ልኣኽቱ ዝመደብሉ...

The Kremlin has welcomed the election of Donald Trump in the hope that his administration will de-escalate tensions between Moscow and Washington and allow for a rapprochement on the basis of joint action in “the war on terror.”

At the same time, there is widespread recognition in Russia of what is commonly described as the “unpredictable” character of the future Trump government, which has already brought onboard right-wing figures associated with the anti-Russian line pervasive in US ruling...

The Western War On Truth — Paul Craig Roberts November 27, 2016

The Western War On Truth Paul Craig Roberts The “war on terror” has simultaneously been a war on truth. For fifteen years—from 9/11 to Saddam Hussein’s “weapons of mass destruction” and “al Qaeda connections,” “Iranian nukes,” “Assad’s use of chemical weapons,”...