Is Washington the Most Corrupt Government in History?

Admin November 30, 2017 Other Writers by Paul Craig Roberts “Think about this. The bin Laden story, including 9/11, is fake from start to finish…. Where is there any evidence that the United States is a functioning democracy?” — Paul Craig Roberts November 29, 2017. ...

ማእኸላይ ኮሚቴ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ/ህወሓት/ እንታይ ቍምነገር ኣፍሪዩ?

ማእከላይ ኮሚቴ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ/ህወሓት/ ንሰለስተ ኣባላት ፖሊት ቢሮ  ካብ መዝነቶም ኣውሪዱ እምበር ካልእ ሰላም ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ከምጽእ ዝኽእል ፍታሕ ኣየምጽአን። ካብ እንዳ ህግደፍ ከምዝ ሓይሽ ጥራይ እዩ ሜላዊ ኣኼባ ኣካይዱ።  እታ ሓንቲ ሓዳስ ነገር ዝገበራ ግና፣ ንዶ/ር ደብረጽየን ገ/ሚካኤል ኣቦ መንበር ህወሓት ክመርጽ ክኢሉ። ንወ/ሮ ፈትለወርቅ ገብረእግዚኣብሄር ምክትል ኣደ መንበር...

ሸርሕን ውዲትን የማነ (ማንኪ) ንኤርትራን ህዝባን ካብ ማእሲ ናብ ጋህሲ የሳሲ

ዝኸበርኩም ደቂ ሃገረይ!! ራእዪን ዕላማን ህዝቢ ተጨውዩ ፍትሕን መሰልን ክገሃስ እንከሎ፡ ዘስዕቦም ኣበሳታት ኣዕነውትን ሃሰይትን ብምዃኖም እነሆ ሎሚ፡ ህዝቢ ኤርትራ ኣደዳ ማእሰርቲ፣ ስደት፣ ውርደት፣ ጥምየትን ሞትን ኮይኑ፡ ፈቖድኡ ከም ደቂ ዛግራ ፋሕ ብትን ኢሉ ይርከብ። ነዚ ተኸሲቱ ዘሎ ኣዝዩ ዘሕዝን ሃገራዊ ብርሰት፡ ሓልዮት ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ዓቕሙ ብዘፍቀዶ፡ ንእኩይ ተግባራት ናይ`ዚ ስርዓት፡ ንህዝቢ ኤርትራን...

ኡሁሩ ኬንያታ ን2ይ ግዜ ፕረሲደንት ሃገር ኬንያ ተመሪጹ

 ኡሁሩ ኬንያታ መን እዪ? ኣብዚ እዋንዚ ኣብ መብዛሕትአን ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ዘለው መራሕቲ  ብመደብ ብመሃንድሳት ጽዮናውያን ተመልሚሎም፣ ንባዕዳውያን ንኸገልግ፡ሉ ኣብ ስልጣን ዝመጹ ጥራይ ዘይኮነ፣ ብመደብ ዓሌቶምን መበቆሎምን ኣብቲ ዝገዝኡዎ ዘለው ህዝቢ ዘይኮኑ፣ እንታይ ድኣ ደቓሉ ወይከኣ ቅልውላው መንነት ዘለዎም እዮም። እቲ ቀንዲ ውዲት ድማ፣ ውሉዳትን ኩሩዓትን ደቂ ሃገር እንተድኣ ኮይኖም ንህዝቦምን ንሃገሮምን...