ምስጢርን ትርጒምን ፊደላት ጥግሪኛ

 ነዚ ፊደላት ትግሪኛ ካብ ዓለም ዝተፈልየ ምስጢር ዝሓቖፈ ምኻኑን፣ መለለዪ መንነትን፣ ሃይማኖትን፣ ባህልን፣ ክብርታትን፣ እምነትን፣ ጅግንነትን፣ ተዛረብቲ ትግሪኛን ግእዝን ኣምሓሪኛን ከምዝኾነ ዝሕብር ብቪድዮ ዝተሰነየ ሓበሬታ፣ ኩሎም ግዱስ ኤርትራውያንን ትግራዎትን ክከታተሉዎ እንሆ ብኸምዚ ዝስዕብ ነቕርቦ ኣሎና። ግድነት ክንበብን ክስማዕን ዘለዎ፣ ንመንነትናን ንትግሪኛ ልሳናን ኣዝዩ ኣገዳሲ ዝኾነ ሓበሬታ። ስለምንታይ...

“ጽንዓት ንጽንዓት ንልምዓት”! መደረ ኢሰያስ ኣብ ዝኽሪ ብዓል ነጻነት መበል 28 ዓመት።

 ክሳብ መዓስዮም መሃንድሳት ጽዮናውያን፣ ንኢሰያስ ከም ባምቡላ ኣንዳተጠቕሙ፣ ኣብ ልዕሊ ደላይ ሓርነትን ሰላምን ዝኾነ ህዝቢ ኤርትራ፣ ብስነኣእምራዊ ወፍሪ እንዳገበሩ፣ ክረባረቡ? “ጽንዓት ንጽንዓት ንልምዓት”! “ንወሽለኽ-ለኽን ቆልመጽ-መጽን ክብረይን ክብሪታተይን ኣይሸይጥን”! ክብል ከሎስ ኣንታይ ማለቱ እዩ?? ክሳብ መዓስዩ ኣሰያስ ብህዝቢ ኤርትራ ክላገጽ! እንታይ እዩ ረብሓኡ...

መበል 28 ብዓል ነጻነት ሓዳስ ኤርትራ፣

መበል 28 ዓመት ነፃነት ኤርትራ ካበይ ናበይ? እስከ ኣብቲ ብዓል መበል 28 ዓመት ነጻነት፣ ኣብ ቅድሚ ህዝቢ ተገቲሮም ኣቶ ኢሰያስ ዝጸወዩወን ሓደስት ቃላት እስከ ብኣድህቦን ብንቕሓትን ነስተብህለሉ፣– በይኑ ዝጎዪ ዝቕድሞ የብሉ፣ በይኑ ዝደርፍ ዝሰምዖ የብሉ። ወይከኣ ንሓደ ህዝቢ ውሑድ ግዜ ክተታልሎ ትኽእል፣ ብዙሕ ግዜውን ከተታልሎ ትኽእል፣ ንዘልኣለም ከተታልሎ ግና ኣይከኣልንዩ። ኢሰያስ ግና ን50 ዓመታት...

ታሪኽ ኣመጻጽኣ ባንዴራ ኤርትራ

ብ2 መስከረም  1950 ዓ.ም.ፈ. ሓፈሻዊ ባይቶ ሕቡራት መንግስታት ዓለም፣ ብመሰረት ሕጊ ዓንቀጽ 390-A(V) ሕቡራት ሀገራት ፈደረሽን ኤርትራ ምስ ኢትዮጵያ ወሲኑ። ብድሕሪዚ ብ10 ሓምለ 1952 ሕገ-መንግስቲ ኤርትራ ወይ ቅዋም ፈደራላዊ መንግስቲ ኤርትራ ተሓንጸጸ። ብ11 ነሓሰ 1952 ድማ እቲ ቅዋም ብንጉስ ሃይለስላሰ ብወግዒ ጸደቐ። ኣብዚ ኵሉ ኤርትራዊ ከስተብህለሉን ብግቡእ ክፈልጦን ዘሎዎ ጕዳይ፣ እቲ ወኪል ባይቶ...