Terrain Theory Vs Germ Theory (Rockefeller Boondoggle) ስነሓሳብ ኣቀማምጣ መሬትን ጀርምስ

ስነ-ሓስብ መሬት፣ ዓሳ መታን ክሕንብሰሉ ማይ ክጸሪ ኣለዎ ይብል። ስነ-ሓሳብ ረቂቕ ህዋሳት [ጀርምስ] ከኣ፣ ነቲ ረሳሕ ማይ ከምዘለዎ ገዲፍካ፣ ነቲ ምልክታት ዓሳ ጥራይ ምሕካም  ይብል። ብመሰረቱ ሕማም ካብ ኣካላትና ብድኽመት ኢሙዩን ሲስተም ዝፍጠር እምበር፣ ቫይረስ ዘምጽኦ ኣይኮነ። ብሕማም ዘይጥቃዕ ኣብ ውሽጥና ዘሎ ተኻላኻሊ ሕማማት ሓይሊ ኢሙን ሲስተም ይብሃል፣ ኢምዩን ሲስተም ወድሰብ እንተድኣ ደኺሙ፣ ሕማም...

Vaccine Turns Us Into Mind Controlled Slaves መደቦም ክታበት ከቲቦም፣ ብG5 ኣእምሮና ተቖጻጺሮም: ባረዩ ጌሮም ክላገጹልና እዩ!!

[Abridged by Herymakow.com] December 13, 2020 እዞም ሰባባት ብዘየለ ሕማም ኮሮና እሳቢቦም፣ ክታበት ከቲቦም፣ ብG5 ኣእምሮና ተቖጻጺሮም: ባረዩ ጌሮም ክላገጹልና እዩ እቲ ቀንዲ መደቦም!! ኡይ በል ሕዝቢ ዓለም! እንተስቂትካ ክትመውት ኢኻ! All of the necessary elements of a functioning mind-control device using vaccines are present, and...

ሩስያዊ ክኢላ ስነ-መርዚ [Toxicologis] – ጸረ ኮቪድ ክታበት ዘርኢ ሕዝቢ ዓለም ንምጽናትዩ ክብል ኣጋሊጹ!

ዕድሜኡ 54 ዝኾነ ኢጎር ሸፈርድ [Igor Shepherd] ሩስያዊ ክኢላ ስነ-መርዚ [Toxicologis] – ጸረ ኮቪድኣይዲ ወይ ኮሮና ቫይረስ ተባሂሉ ተቐሪብ ዘሎ ክታበት፣ ዓሌትን ዘርእን ሕዝቢ ዓለም ንምጽናት ዝተፈብረኸ ድምጺ ዘይብሉ ኣጽዋር ውግእ እዩ ክብል ኣጋሊጹ። እዚ ዕድሜኡ 54 ዝኾነ ኢጎር ሸፈርድ [Igor Shepherd] ሩስያዊ ክኢላ ስነ-መርዚ [Toxicologis] -ኮይኑ ሞያኡ ልዑል ወተሃደራዊ...

SOVIET TOXICOLOGIST- COVID VACCINE IS A GENOCIDE BIOWEAPON

December 7, 2020 by Jeremy James  Left, Toxicologist Igor Shepherd, 54 — “I am a Russian military doctor, and lived in Russia under communism, until I relocated to America in 1993. During my military service in the Soviet Army, during the late...

ኲናት ውያኔን ኣምሓራን ካበይ ኣበይ?? [2ይ ክፍል]

ኣናፍራ ቆቛሕ ዘይፈለጠስ ኣይሃዳናይን ብሓልዮት መርበብ ሓበሬታ ደቀባት ኤርትራ 03 ታሕሳስ 2020 ዓ.ም.ፈ. ውዲት ወያኔን ሻዕብያን እንታዩ?? ብዛዕብ ታሪኽ ወያኔን ሻዕብያን እንተድኣ ተንቲና፣ ብዙሕ ግዜን ማእለያ ዘይብሉ ጽሑፋትን ክወስደልና እዩ። መኽንያቱ ኣብ ውሥጢ እዚ ዛዕባዚ ብዙሕ ዝተሓላለኸ ውዲታዊ ነግራት ስለዘለዎ። ብሕጽር ዝበለ ኣገላልጻ ግን፣ ጭፍራ ውያኔን ሻዕብያን፣ ከምቲ ብማዕከናት ዜናኦምን፣ ብባሃማት...