ኢ.ህ.ኣ.ዴ.ግ. መተካእታ ሃይለማርያም ደሳለኝ፣ ነቲ ወጻኢ ሚንስተር ዝነበረ፣ ወርቅነህ ገበየሁ ክመርጹዮም ይብሃል ኣሎ

ኢ.ህ.ኣ.ዴ.ግ. መተካእታ ሃይለማርያም ደሳለኝ፣ ነቲ ወጻኢ ሚንስተር ዝነበረ ስልጣን ዝወዳደር፣ ወርቅነህ ገበየሁ ክመርጹዮም ይብሃል ኣሎ። እቲ ዝምረጽ ሓዲሽ ቀዳማይ ሚንስተር፣ ነቲ ዝበዝሐ ህዝቢ ኦሮምንም 36%ን፤ ንህዝቢ ኣምሓራን 24%ን፣ ዘይውክል እንተድኣ ኮይኑ ግና፣ እቲ ካብ 2015 ዓ.ም.ፈ. ጀሚሩ ዝባራዕ ዘሎ ተቓውሞን መኸተን ህዝቢ ኣምሓራን ኦሮሞን ደ ኣይክብን እዩ። ኣብ ዝሓለፈ ቊሩብ ዓመታት ብጥሪ 2011...