Qatar – Problem-Packed Peninsula ኣብታ ክንዲ ቍሸት እትኣክል ግንከኣ ከም ሃገር እትቚጸር “ሃገ ቀጠር ” እትብሃል ዘሎ ጸገማት። ክትበልዓ ዝደለኻ እባጉምባሕስ ዛግራ ትብላ።

ክትበልዓ ዝደለኻ እባጉምባሕስ ዛግራ ትብላ። ነተን ካብ 4 ሚሊoን ወደባት ህዝቢ ዘለወን ከም ኤርትራ ከምዘይ ሃገር ፈይልድ ኔሽን ክኾና ከለዋ። ከም ብዓል ቀጠር እትብሃል ዓረባዊት  ንእሽቶ ሃገ፣ ጽዮናውያን ነቲ ባህርያዊ ሃብታ ንምግሓትን ምዝማትን ግና ብቕብጥሮት ይሕዙዋ ኣለው። እዚኣ ቕቍሠት ዘይትኣክል ቀጠር ብብልዚንን ዘይትን ኣዝያ ሃብታም እያ። እቲ ሃብቲ ግና ጽዮናውያን እዮም ዋናታቱ። ቀጠር 1,586 ትርብዒት...

The road to Rome leads through Mecca and Jerusalem

Author: BenjaminFulford JULY 24, 2017 Source: The rogue states of Saudi Arabia and Israel are under massive attack from a Russian, Chinese, Pentagon and Iranian alliance and will have no choice but to surrender. It is only a question now of when, not if. When these...

መጽሓፍ ቅዱስ ምሉእ ሓሶት ድዩ ወይስ ምሉእ ሓቂ ? Is the Bible Full of Lies? ግድነት ክንከታተሎ ዘሎና ብኣውድዮ ቪዝዋል ዝቐረበ ሓበሬታ።

Undressing, a well dressed Lie! ዕሩቕ ክነሱ ግንከኣ ጽቡቕ ዝተኸድነ ሓሶት። ብዶክቶር ረይ ሃጂንስ ተጸኒዑ ዝተዳለወን ዝቐረበን ቪድዮ። “በትሪ ሓቂ ትቐጥን እምበር ኣይትስበርን” እስከ ነዚ ብዶክቶር ረይ ሃጂንስ ቀሪቡ ዘሎ ቪድዮ ንከታተሎሞ፣ እየናይ እዩ  እቲ ሓቂ፣ ኣየናይከ እዩ እቲ ሓሶት ፈሊና ክንርዳ መታን ክንክእል። ብጽቡቕ ክዳን ዝተሸፈነ ሓሶት ሓቂ ማለት ኣይኮነን። ይኹን...

ውዲት ጀብሃን፣ ሻዕብያን፣ወያኔን ትፈልጡዎዶ ? ተመራሚርካ ጸላእትኻ ፈሊጥካ ንኽትምክቶም ውፈር!! ወይከኣ ትም ኢልካ ሓምልኻ ዕተር፣ ሽጉርትኻ ምተር፣ ዝበሉኻ ከኣ ግበር!

ታሪኽ ስሳታት እንዳደጋገምካ፣ ዕንክሊል ካብ ምባልን፣ ካብ ምቚዛምን፣ ብንቕሓትን ብምርምርን ንጻባሕ ምሕሳብ፣ ጥራይ እዩ ኣብ ዓወት ዘብጽሕ። ንጸላኢኻ ክትምክቶ እትኽእል፣ ዝወረስካዮ ስትራተጂካዊ ሲስተም እንተሎካ እዩ። እዚ ማለት ድማ፣ ኣብ ነብስኻ ተኣማሚንካ፣ ኣብቲ ጥንታዊ ባህልኻን፣ ቅዱስ ሃይማኖትካን፣ ሕጊ እንዳቦኻን፣ ኣቦታትካን፣ ኣቦሓጎታትካን፣ ኣዴታትካን፣ እኖ-ኣባሓግታትካን፣ ዓባያታትካን፣ ዘጽንሑልካ፣ ካብ ወለዶ...

ታሪኽ እቲ ዝበለጸ መድሃኒት ሕሙም ኣእምሮ እዩ።

ሲስተም ንሲስተም ይምክት፣ ሃገር ድማ ንሓንቲ ሃገር ትምክት። ናትካ ሲስተም እንተድኣ ዘይብልካ፣ ናትካ ሃገር ድማ የብልካን። ይሁዳውያን ወይ ጽዮናውያን፣ ጽኑዕ ሲስተም ስለዝሓንጸጹን ካብ ጥንቲ ጀሚሮም እንዳኣማዕበሉዎ ስለዝመጹን እዮም ንዓለም ክሳብ ሎሚ ሓያላት ኮይኖም ዝገዝኡዋ ዘለው። ኩሉ ዝገብሩዎ ድማ ኣብ ጥንቆላን ረቂቕ ሃይማኖትን ዝተመርኮሰ ውዲት እዩ። We are not dealing with theory. We are...