Migrants “will only see Italy on a postcard”

  Sourced from the Independent Italy’s far-right government turns away rescue ship with 224 refugees: ‘They will only see Italy on a postcard!’ “Why don’t  you  evil racists  let us in? How can you let 1.2 billion Africans starve?” ‘Let us in! . . . We’ve come to...

እዋናዊ ድራማ ኢትዮጵያን ኤርትራን፣ ጕዳይ ኤርትራ ኣቦኹም ኣብዘደቀሱና ድዩ ክኸውን?

ዝተኣረመ ፖለቲካዊ ሓተታ ጉዕዞ ልኡኻት ህግደፍ ንኣዲስ ኣበባ ወግዓዊ ድዩ ወይስ ግላዊ? እዚ ጉዕዞ ልኡኻት ኢሰያስ ንኣዲስ ኣበባ፣ መሰል ልዑላዊነት አርትራ ብኢንተርናሽናል ቅጥዒ International Issue ዘማልአ ኣጀንዳ  ድዩ? ንመን ትመጾ መን ይመጻ ትመጾ፣ ንመን ትመጾ ድማ መን ይመጻ ትመጾ። ብመሃንድሳት ስነኣምራዊ ምርምርን ስለላ መርበብ ጽዮናውያንን ተጸኒዑ ዝትግበር ዘሎ ድራማ። ክንብርኩት ከይንብርኩት ኣብ ማይ...

ኢሰያስ ንጉዳይ ዶብ ዘርኢ “ወግዓዊ መልሲ” ሂቡ

ድሕሪ ኣስታት ክልተ ሰሙናት፣ ኢሃኣደግ ብዛዕባ ውሳኔ ዶብ ዘስደቖ ውሳኔ፣ባዕሉ ኢሰያስ ኣብቲ “መዓልቲ ስውኣት ዝብሃል ብዓል ህግደፍ”  ንጉዳይ ዶብ ዝምልከት “ሃናጺ ዝርርብ ንምክያድ” ልኡኻቱ ንኣዲስ ኣበባ ከምዝልእኽ ኣፍሊጡ። እወ፣ እቲ ብመኽንያት ጉዳይ ዶብ፣ ሕገ-መንግስቲ የለ፣ምጥያስ ሰራዊት የለ፣ እሱራት ኣይፍትሑ፣ወፍሪ ሳዋ ንሓዋሩ፣እቲ ን18 ዓመታት ድሕሪ ኲናት ባድመ፣ከምጅሆ...

ዶብ ኤርትራን ኢትዮጲያን ኣብ ባይታ ይተሓንጸጽ

ዓለምለኻዊ ተበግሶ ኤርትራውያን ንምድንፋዕ ህዝባዊ ምንቅስቓስ ርሑስ ዒድ ኣልፈጠር ዓለምለኻዊ ተበግሶ ኤርትራውያን ንኹሉም ኣመንቲ ምስልምና ብሓፈሻ፣ ንኤርትራውያን ኣስላም ድማ ብፍላይ፣ እንኳዕ ናብ ርሑስ ዒድ ኣልፈጠር ኣብጻሓኩም እናበለ፣ ርሑስ ዒድ ኣልፈጠር፣ ሰላምን ሓርነትን፣ ስኒትን ሓድነትን ከውርደልና ንምነ። ዶብ ኤርትራን ኢትዮጲያን ኣብ ባይታ ይተሓንጸጽ ድሕሪ እቲ ብዙሕ መስዋእቲ ህይወትን ከቢድ ዕንወትን ዘኸተለ...