መድረኽ 2018 ዓ.ም.ፈ. ካብተን ኩለን ዝሓለፋ ዓመታት ዝፍለ እንታይ ሓዲሽ ፍጻሜታት ኣሎዋ?

እቲ ነዛ ዓመት እዚኣ ፍልይ ዘብላ ከኣ፣ ልኡኽ ባዕዳውያን መለኺ ኢሰያስ ኣፈወርቂ፣ ካብ ዝነበሮ ስነኣእምራዊ ጭንቀትን ሰንፈላልን፣ ከምኡውን ካብ ህዝቢ ተሓቢኡ ብስለላ መርበባት ኢስራአልን እንግሊዝን ሲኣይኤን እንዳተጓሰየ፣ ኣብ ቍሸት ዓዲ ሃሎ ምሕካልን ምዂብላልን፣ ብምሃንድሳት ስለላ መርበብ ጽዮናውያን ዝተማህዘ ስነኣእምራዊ ሜላ፣ ንግዜኡ ክጸናንዓሉን፣ ካብ ክሳድ ንላዕሊ ስሓቕ ሓሪቕ ክስሕቀሉን፣ ኤረ ኣብ ቅድሚ ህዝቢ...

እዋናዊ ዜና፡

ትኽስ ድሙስ መሃመል ኣንጭዋ! ጭርጭር ዓበደ እቶምም ክናናን ምናናን ዝኾኑ ህግደፍን ወያኔን ክሳብ መዓስዩ? እቲ ንህዝቢ ኮነ ኢሎም ንምድንጋር ዝመሃዝዩዎ ዘይወግዓዊ ዶብ ኢትዮ-ኤርትራን መስመር መስመር ሰርሓ-ዛላምበሳ ሕጂ ከኣ ከም ኣመሎም ዓጺናዮ ይብሉ ኣለው። ኣብቲ ህዝቢ ዓለም ሰላምን ፍቕርን እንዳተመነየ ልደት ክርስቶስ ዘብዕለሉ ሰሙን፣ ኣቡነዘበሰማያት ደጊሙ ዘይፈልጥ ልኡኽ ጽዮናውያን ጭፍራ ህግደፍ ከኣ፣ ኣብ ሳዋን፡...

ዘይወግሕ መሲሉዋ ኣብ ቦኽራ ትጽሕጽሕ!!

መንነቱ ክሒዱ መንነት ሽዋ ዝመረጸ ጀነራል ነበር፣ ጻድቃን!! እዚ ሰብ’ዚ፣ ኣብ’ቲ ብውዲት መሃንድሳት ጽዮናውያን ኮነ ኢልካ ንስትራተጂካዊ ረብሓ ሓዲሽ ዓለማዊ ሥርዓት ተባሂሉ ዝተወልዐ ሕሱርን ኣዕናዊን “ዶባዊ ኲናት” 1998፣ ግንከኣ ካብ ኣስታት 200 ሽሕ ሃገራውያን መንእሰያት ደቂ ሓበሻ ዝመንቆሰ ኣዛዝን ቀያስን ውግእ ዝነበረ እዩ። እዚ ብጀነራል ጻድቃን ዝፍለጥ እቲ ዝተጠምቀሉ...

መተሓሳሰቢ ንተጋሩ፣ ድሕሪ ሰለፋ እንታይ ተረፋ!

ካብ ማሕበራዊ መርበብ ፈይስቡክ ዝተረኽበ 1.) ካብ አዲ አምሓራ ዝመፅ እኽሊ ከይሓለፍ እናተገበረ ንሕና ቢራ ናያቶም እናምፃእና ግጥም ነብሎለና። 2) ማካይን ትግራይ እናተወረሳ ማካይን አምሓራ ግና በሰላም አትየን ይወፃ አለዋ። 3) ተጋሩ ተምሀሮ ሬሶኦም እናመፀ ንሕና ግን አመሪቅና ንሰድድ ኣሎና። 4 ኣፅዋርን ወተሃደራትን ዝጽዓና ማካይን እናወፃ፣ ሱቅ ኢልና እናራአና ጦርነት አይገጥመናን ኢልና ክንሓስብ የብልናን። 5)ምስ...

Texans Grovel at Israel’s Feet

December 21, 2018 Other Writers When It Comes to the US Constitution vs. Israel, US State & Federal Politicians Line Up With Israel Against the US Constitution By Paul Craig Roberts Decmber 21, 2018 “Americans are an enslaved people.Israel has stolen our country...