“ሓዲሽ ኣዋጅ ኣብ ዋጋታት ክራይ ገዛ” ኩባንያ ህግደፍ። ምህጋር ገዛውቲ ህዝቢዶ ወይስ ምጒዳል ወይከኣ ምውሳኽ ክራይ ገዛ?

ኩባንያ ህግደፍ፣ ገዛውቲ ሓፋሽ ከፍርስ ሓግዩን ከሪሙንስ፣ ሎሚ ከኣ ነተን ዝተረፋ ገዛዊቲ ክህግረን “ሓዲሽ ኣዋጅ ኣብ ዋጋታት ክራይ ገዛ” ኣዊጁ። ኣናፍራ ቆቓሕ ዘይፈለጠስ ኣይሃናይን፣ ኣየ ጉዳም ኣንዳ-ህግደፍ! ትማሊ ገንዘብ ህዝቢ ገቢቶም፣ ሎሚ ከኣ ገዛውቲ ህዝቢ ንኽዘምቱ እቲ ብስም ሚኒስትሪ ዞባዊ ምምሕዳራት” ዝፍለጥ ትካል ኩባንያ ህግደፍ፣ “ሓዲሽ ኣዋጅ ኣብ ዋጋታት ክራይ ገዛ” ዝብል ኣዊጁ! ክሰርቀኒ ከሎ ዝርኣኹዎስ...

Israel’s Dirty Little Secret (includes 10-minute video)

 https://youtu.be/CkxuC0phFck June 28, 2017 By PHILIP GIRALDI Sourced from the Unz Review (1800 words) ISRAEL: AMERICA’S  DEADLIEST  FRIEND At a recent panel discussion in Washington, screenwriter, film director and producer Oliver Stone briefly addressed the issue of...

Black People Before Slavery (Euorpeans Takeover Africa) ቀንዲ ኣዋፈርቲ ዕዳጋ ጸለምቲ ኣፍሪቃውያንን፣ ኮሎንያል ወራር ኣብ ልዕሊ ኣፍሪቃውያን እቶም ስዉራት ሓይልታት ጽዮናውያን ክኾኑ ከለው፣ ቫቲካን ድማ ቀንዲ ባራኺትን መራቒትን ነቲ መደብ ዕዮ ነበረትን ክሳብ ሎሚውን ኣላ። ።።።። ቪድዮ (Video)

ኤውሮጳውያን በቶም ስዉራት ሓይልታት ጽዮናውያን ዘውጽኡሎም፣ ረቂቕ መደብ ዕዮ፣ ብቫቲካን ዝተባረኸሎም “መንፈሳዊ” ሓገዝን፣ መዘና ዘይብሉ ብባርባራዊ ግፍዒ ዕዳጋ ጸለምቲ ኣፍሪቃውያን ኣካይዶም። ጸኒሖም ድማ ባርነት ብመጠኑ ምስ ኣብቅዐ፣ ካብ 1884 ዓ.ም.ፈ. ጀሚሮም ንሃገራት ኣፍሪቃ ተሻምዮም ተማስሖመን። ባህርያዊ ጸጋ ኣፍሪቃ እንዳመዝመዙ ድማ፣ ብኮሎንያል ወራር ወሪሮም፣ ንህዝቢ ኣፍሪቃ ከጽንቱዎ...

ሕመሬት ትምህርቲ ጎይታና ኢየሱ ክርስቶስ ፣ ወንጌል ማቴዎስ ካብ ምዕራፍ 5 ክሳብ 7

THE CORE TEACHINGS OF JESUS CHRIST Matthew 5-7, King James Version (KJV) 1- የሱስ ክርስቶስ ብዙሕ ህዝቢ ምስ ርኣየ ኣብ ከረን ደየበ። ኮፍ ምስበለ ድማ ደቂ መዛምርቱ፣ ጥቕኡ ቀረቡ።  2 – ኣፉ ከፈተሞ ከምዚ እናበለ ከኣ መሃሮም :-  3 – ብመንፈስ ድኻታት፣ መንግስተ ሰማያ ናቶም እያሞ ብጹዓን እዮም። 4 – ዝጕሃዩ ምጽንናዕ ክረኽቡ እዮም እሞ፣...