ስለምታይ ኣብዚ እዋንዚ ዘይተኣደነ መዓት ሀሪካን ሃርቨይ (“ማይ ኣይሂ”) ኣብ ልዕሊ ገርሀኛ ህዝቢ ቴክሳስ ወሪዱ ንመዋእል ዘጥረዩዎ ንብረት ከኣ እዕኒዩ?

ህዝቢ ቴክሳስ ብሰብ ዝሰርሖ ማዕበልን ውሕጅን  ይሳቐ ከምዘሎስ ትፈልጡዎዶ? እዚ ኣብ ቴክሳስ ወሪዱ ዘሎ ምዓት እምብኣር፣ ብውዲት ብጂኦ-ኢንጂነሪን ዝተሰንዐ (ማኒፑለይት ዝኾነ)፣ ብሃርፕን፣ ኬምትራልን ዝተጻወደ እዩ። ብሓጺሩ ኣብዚ ዘሎናዮ መዋእል፣ወዲሰብ ካብ ሓይሊ ጽሓይ ዝተኣከበ ኣዝዩ ብርቱዕ ምቘት ዘለዎ ኤነርጂ ሓደ ገጂፍ መዕቆሪ ቆፎ ኣዋህሊሉ፣ A Geoengineered Weather Event Using Chemtrails...

ትፈልጡዎ? ኤርትራ ኣበይ ትርከብ? ሃብታም ድያኸ ድኻ?

Eritrea is located in northeast Africa, between Sudan and Ethiopia. ኤሪትራ እብ ሰሜናዊ ምብራቕ ኣፍሪቃ፣ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ሱዳንን እትርከብ ንእሽቶን፣ ግንከኣ ብባህርያዊ ጸጋ ዝበልጸገት ሃገር እያ። እዛ ሃገር እዚኣ፣ (121,000 km 47,000 miles) ሚእትን ዕስራን ሓደን ሽሕ ትርብዒት ሜተር ወይከኣ 47 ሽሕ ትርብዒት ማይልስ ዝግፍሓታ፣ ክንዲ ኣውራጃ ኒውዮርክ እትኸውን...

High level weirdness in US as Khazarian control matrix crumbles

Author: Benjamin Fulford August 15, 2017 People who are aware are noticing very weird stuff going on with the world information grid -especially inside the Anglo Saxon world- as contradictions and bizarre events multiply. These are all signs of a collapsing power...

ሰሚዕኩምዶ? በሉ ሎሚ ከኣ ኣብ እንዳ ህግደፍ ጉድ ተረኺቡ ይብሃል ኣሎ።ብኣማኢት ዝቚጸሩ “ላዕለዎት ሰበስልጣናት” ህግደፍ፣ ንወጻኢ ሃገራት ከይገሹ ብልኡኽ መላኺ ኢሰያስ ጽኑዕ እገዳ ተበዪንሎም።

እዚኮ ክውሕዶም!! እታ ሓለንጊ ተንቤናይ ግንከኣ ልኡኽ ባዕዳውያን ኢሰያስ፣ ክሳብ ኣብ ርእሶም ትመጾምን ተረኻኺበሎምን፣ ኣብ ልዕሊ ንጹሃት ደቀባት ማእለያ ዘይብሉ ገበናት ክፍጽሙ ክሳብ ዝኣርጉ እኮ እዮም ጸኒሖም። ሓቂዶ ሓሶት? እወ፣ ብዓል መጀር ጀነራል ኣስመሮም ገረዝጊሀርስ እኮ ሎምስ ደቂ 80 እዮም ኮይኖም። ይኣይ ካብ ዝብእስ ዓጽሚ! ክብልዓለይ! መዓልትን ከልብን ከይጸዋዕካዮም ይመጹ። ሕጂ ግና እታ ኩርማጅ ወዲ ኣሉላ...