ጠንቂ ናዕቢ ሃገር ሶርያ መንዮም? እዚ ዝኸይድ ዘሎ ኲናት ሶርያኸ ንሳልሳይ ኲናት ዓለም ዝዕድም ድዩ ወይስ ሳልሳይ ኲናት ዓለም ብኣሜሪካ እዩ? ኣየኖት መንግስታት እየንከ ነዚ ሰንካም ኲናት እዚ ፈጢረንኦ? (ቋንቋ እንግሊዝኛ ንዝርድኡ ተኻታተልቲ ዝተዳለወ ሓበሬታ) ==> SYRIA CRISIS, WHITE HOUSE, WW3

PUTIN CALLS THE BLUFF RE WEST’S NOISY WAR RHETORIC OCTOBER 26, 2016 ECLINIK LEARNING The West propaganda machine is busy with their outdated Red Scare to help prop up Clinton’s candidacy. The Soros rigging crew are already in position to steal the American mandate,...

A Presidency from Hell? ምርጫ ፕረሲደንት ሕቡራት ሃገራት ኣሜሪካ ኣብ 10 ሕዳር 2016 ዓ.ም.ፈ. ክውዳእ እዩ። ውጽኢቱኸ፣ ከመይኮን ክኸይድ እዩ? ነዚ ብቋንቋ እንግልዝኛ ተዳልዩ ዘሎ ሓበሬታ እስከ ንከታተሎ፣ Should Donald Trump surge from behind to win, he would likely bring in with him both houses of Congress.

A Presidency from Hell? Should Donald Trump surge from behind to win, he would likely bring in with him both houses of Congress. PAT BUCHANAN • OCTOBER 28, 2016 • Much of his agenda — tax cuts, deregulation, border security, deportation of criminals here illegally,...

ሓይሊ ኣየር፡ ካብ ውልደት ክሳብ ሞት ብመሬት፡ ብሰማይን ብባሕሪን ጓሳ ዝሰኣነ ሚስኪናይ ህዝቢ ኤርትራ ሕጂ እውን ኣብ ታሪኽ ዓለም ብጸሊም ሕብሪ ዝስነድ ፍጸመታት የጽሕፍ ኣሎ፡፡ እቶም ሉኡዊነት ሰማያትና (Air Sovereignty) ከውሕሱ ሓላፍነት ዝተሰከሙ፡ ከብዶም ኣሕቢጦም ነንባዕሎም እንዳተባልዑ ምንባር ዝመረጹ፡ ከም በዓል ወዲሃብተስሉስ ዓይነት ምስሉያት ሓለፍቲ ዘረከቡና በረውረው ዝበለ ጉድንኣበርጉድን ሓ/ኣየር እንሆ፡ ሳክቲይም

(ሓይሊ ኣየር፡ ካብ ውልደት ክሳብ ሞት) ቀዳማይ ክፋል ክቡራት ተኸታተልቲ!! ንሓይሊ ኣየርን ላዕለዎት ሓለፍትን ዝምልከት ጽሑፋት ድሕሪ ገለ ኣዋርሕ ንከቕርበልኩም መደባት ሰሪዐ ነይረ፡፡ እንተኾነ ምኩራት ኣባላት ሓይሊ ኣየር ከም ሃገሮም፡ በቢዝረኸብዎ ኣጋጣሚታት ነቲ ዓፋኒ ገባቲ ስርዓት፡ ራሕሪሖም ናብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ዕቑባ ኣብ ምሕታት ስለዝርከቡ፡ ነዞም ፍጻመታት ኣመልኪተ ዘዝረኸብኩዎን ዘተኣኻኸብኩዎን ሰነዳትን...

ኣብ ፓልትክ ዝካየድ ወፍሪ ህግደፍሲ ትፈልጡዎ? ብዓል “ኣለና“ ፣ “ፓይሎት“ን፣ “ሓጎስ“ን፣ “ፎሮ12“፣ ብሓቂ ድዮም ንድሕነትና ተዋፊሮም ወይስ ንምድንጋርና?

ክቡራት ተኻታተልቲ መርበብ ሓበሬታ ደቀባትን ከምኡ ድማ መርበብ ሓበሬታ ፓልቶክን በብግዜኡ ኣብ ደቀባት ብዙሓት ግዱሳት ኤርትራውያን ርእይቶታቶም ብዛዕባ “ኣለና“ ወይ ከም ብዓል “ፓይሎት“ን „ሓጎስ“ን „ፎሮ12“ን፣ ኣቶ ቀለታ ኪዳነ፣እንታይ ትብሉና እንዳበሉ መልእኵትታት ደጋጊሞም ልኢኾምልና  ነይሮም እዮም። ግና ክሳብ ሎሚ መልሲ ኣይሃብናዮምን። መኽንያቱ ቁሩብ ጸኒሕና ብጃምላ ገርና ክንሕብሮም ስለዝደለና ጥራይ...

እዋናዊ ዛዕባ – ብወኪል ፕረሲደንት ጀነራል ፍሊጶስ ዝተዘርግሑ ትሕዝቶ ሰርኩላራት ቤ/ጽ ፕረሲደንት ዜናታት ሞት ኢሳይያስ፡ መናውሒ ዕድመ ጉጅለ ህግደፍን፡ ዘይተኣማንነት ሚዲያታት ደለይቲ ፍትሒን የስዕብ ስለዘሎ፡፡ ብዝኾነ ኣብ ዝሓለፈ ክልተ ኣዋርሕ እውን ኢሳይያስ ጥዕና ኣይረኸበን፡፡ ብፍላይ ሕማም ጸላም ከብዲ ዚያዳ ስለዝሃሰየቶ ምክትታላት ሓካይም ኣይተፈለዮን፡፡ካብ ሳክቲዝም ዝተረኽበ ሓበሬታ

  ክቡራት ተኸታተልቲ!! ንጉዳይ ባህሪያዊ ጸጋታትናን ምትእትታው ወኪል ሃገራዊ ድሕነትን ዝምልከት ዘዳለኹዎ ጽሑፍ ንግዚኡ ኣወንዚፈ፡ ከምቲ ልሙድ ገለ እዋናዊ ዛዕባታት ስለዘለው ንሎሚ ኣቐዲመ ክፍንወልኩም፡፡ ኣብ ዝሓለፉ ሰሙናት… ብዛዕባ ሕማም ፕረሲደንት ኢሳይያስ ኣብ ዝተፈለለዩ መዓኽናት ዜና ክቃላሕ ቀንዩ ኣሎ፡፡ ብርግጽ ፕረሲደንት ኢሳይያስ ንዓመታት ብሕዱር ሕማማት ጸላም ከብድን ዋሕዲ ሽኮርን ክሳቐ ጸኒሑ’ዩ፡፡...