The Buddha on Death and Impermanence

The Buddha said: The life of mortals in this world is troubled and brief and combined with pain. As all earthern vessels made by the potter end in being broken, so is the life of mortals. Both young and old, both those who are fools and those who are wise, all fall...

ትሕዝቶ ሓዳስ መጽሓፍ፣ “ልዑላዊት አርትራ እይትድመር ኣይትኹመር!” ብዶር. ኣብርሃም ጳውሎስ

ትሕዝቶ እታ “ልዑላዊት አርትራ እይትድመር ኣይትኹመር”! ዝስማ ብዶር. ኣብርሃም ጳውሎስ ዝተደርሰት ሓዳስ መጽሓፍ: ከምኡ’ውን ካብ 400 ገጻት ንላዕሊ ዝትሕዝቶኣ ብዝርዝር ይሕብር ሓበረታ። ብዶር. ኣብርሃም ጳውሎስ 7ይቲ ሕታም 6ይ 2019...

ክንዲ ህበይ ክሓስቡ ዘይክእሉ ግንከኣ ደቂ ሰባት!

ካብ ደናቕር ተወሊዶም ደናቑር ዝዓበዩ፣ ደናቑር ምኻኖም ከይተረድኡ ድማ ብድንቁርንኦም ዝመቱ ኣድሕነና ፈጣሪ!! ሓደ ተመራማሪ ስነ-ልቦና፣መጽናዕቲ ከካይድ ደልዩ፣ብዕድሚኣ ንእሽቶ ዝኾነት ህበይ ኣብ ገዝኡ ኣምጺኡ ልክዕ ከም ኣባላት ስድራ ቤት ጌይሩ ኣዕብይዋ። ደቁ ዝበልዕዎ ትበልዕ፣ ከም ድውቁ ኣብ ዓራታ ትድቅስ፣ከም ደቁ ነብሳ ትሕጸብ፣ንክናፈሱ ክወጹ ኸለዉ ምሶኦም ይማልእዋ፣ኮታ ከም እንስሳ ዘይኮነስ ከም ደቁ ጌይሩ...

ል ኡ ላዊ ት ሃገረ ኤር ት ራ ኣይትድ መ ር ! ኣይትኹመር !!

ል ኡ ላዊ ት ሃገረ ኤር ት ራ ኣይትድ መ ር ! ኣይትኹመር !! ዝዓበኹም ዝነኣስኩም ክቡራት ኣንበብቲ፡ብቐዳምነት ምዉቕ ሰላምታይ ይብጻሓኩም፡ ቀጺለ ድማ ምስ “ልኡላዊት ሃገረ ኤርትራ፡ ኣይትድመር ኣይትኹመር” ትብል ሓዳስ መጽሓፈይ ከላልየኩም ደስ ይብለኒ።እዛ መጽሓፍ’ዚኣ ነቲ ኣብ ልዕሊ ህዝብና ዝወርድ ዘሎ ግህሰትን፡ጭቆናን ኣመልኪታ፡ታሪኽ ጀጋኑ ሰብ ቅያን፡ሰነድ ታሪኻውያን ሰባትን ዝሓዘት ክትከውን እንከላ፡ኣስዒባ...

WHO RUNS ERITREA?

The President of the State of Eritrea  is nothing but the punk two-bit vassal of Zionism. He is hired by the Western World and he runs EPLF for 30 Years and now he is running PFDJ since 1991 with the help of Western Agents. Iseias Lied! He cheated! He steal! and he...