ህግደፋዊ ስነ-ጥፍኣት!!! ድሕሪ “ናጽነት” ንጉጅለ ጠለማት ህግደፋውያን ካብቶም በዳህቲ ዝነበሩ ፍጻመታት ሓደ ዝነበረ ስርሒት ፎርቶ ነበረ

ካልኣይ ክፋል Source ከመይ ቀኒኹም ክቡራት ተኸታተልቲ!! ሓደ ክፋል ጽሑፍ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣቕሪበልኩም ነይረ፡፡ ነቲ ጽሑፍ ኣንቢብኩም ካብ መላእ ዓለም ሃናጺ ርእይቶታትኩም ዝሃብኩምኒ ዜጋታትን፡ ብተራ ረብሓ ብፍላጥን ዘይፍላጥን ኣብ ደምበ ህግደፍ ተዓስኪርኩም ዝተፈላለየ ኣሉታዊ ርእይቶታት ንዝሃብኩምኒ ሰዓብቲ መገዲ ጥፍኣትን፡ ልዑል ምስገና ከቕርበልኩም ይደሊ፡፡ ኣቱም ወግሐ ጸብሐ ንመጻኢት ርህውቲ ዲሞክራሲያዊት...

ሕግን ሥርዓትን ዓደቦ ምድረ-ባሕሪ ሎሚ ኤርትራስ ትፈልጡዎዶ? እስከ ነቶም ብሕጊ ኣልቦ ህግደፍ ጥራይ እትኣምኑ ሰባት ምስ ሕጊ ዓደቦኹም ከነላልየኩም።

እዛ ሎሚ ሕጊ እንዳባ ተሓሪሙዋ ዘሎ ግንከኣብሕገ ኣልቦ ማፍያ ገደና ህግደፍ በሽካዕላል ትግዛእ ዘላ፣ ካብ ጥንቲ ሃገር ምድረባሕሪ እትብሃል፣ ኣምሆ ዘመን ከኣ ኮሎንያል ጣልያን “ኤርትራ” ኢሉ ዝሰየማ፣ ሎሚ ድማ ብህግደፍ  “ሓዳስ ኤርትራ” ተባሂላ ብሰንዓ ትጽዋዕ ዘላ፣ ህዝባ ካብ ቅድሚ ልደተ ክርስቶ ጀሚሩ፣ እኳድኣ ኤውሮጳውያን ዝቐንእሉ ጭዋ ስርዓተ ሕጊ ነይሩዋ እዩ። እስከ  ክሳብ...

“In Eritrea Cabinet reshuffle is imminent” ብወዛ ሚንስተራት ህግደፍ ክግበርዩ ይብሃል እሎ፣ ንመን ትመጾ መን ይመጻ ትመጾ፣ ንመን ይመጻ ድማ መን ትመጾ ይመጻ!!

እቲ ብወግዓዊ ምርጫ ዘይተመርጸ ግንከኣ ን26 ዓመታት ዝኣክል “ፕረሲደንት ሓዳስ ኤርትራ” ተባሂሉ ዝፍለጥ፣ ንዳርጋ 2 ዓመታት ዝኣክል ድማ ኣብ ሓንቲ  “ዓዲ ሃሎ” እትብሃል ንእሽቶ ቁሸት ሓኪሉ ዝነብር ዘሎ ኢሰያስ ኣፈወርቂ “Cabinet reshuffle is imminent” ብወዛ ሚንስተራት ህግደፍ ክግበርዩ ይብል እሎ። እወ፣ ኣቦታትና ክምስሉ...