Is Bill Gates Planning an Imminent “Bio-Terror” Attack?

by Frank (henrymakow.com) April 29, 2020  Bill Gates is getting ready for “Pandemic Two” and a Bio-Terror Attack. April 30th – May 1st is the climax of the satanic Beltane holiday.  How long are we going to suffer this psychopath? by Frank...

ኢሰያስ ሞይቱ ይብሃል ኣሎ፣ መንሓሊፉድኣ መን ክተርፍ?

ኣቦዋት ክምስሉ ከለው፣ “ኣብ ኣንዳቦኻ ኣይትከተር ኣብ እንዳኖኻ ጾምካ ኣይትሕደር” ይብሉ። እቲ ኣብ ኣንዳቦና ከቲሩ ኣብ ኣንዳኖና ኣጥምዩ፣  ንኣስታት 30 ዓመታት ክግዝኣና ዝጸንሐ፣ መበቆሉ ትግራውይ ዝኾነ ኢሰያስ ኣፈወርቂ፣  ካብ ዝተፋላለያ መንጭታት ዜናን፣ በቲ እስቲፋኖስ ዝተባህለ ኣብ ሃገር ጃፓን ኢንባሲ ህግደፍ፣ ብትዊተር ዝተሓላለፈ ሓበሬታ መሰረት፣ ኣብ 74 ዕድሜኡ ብኣምላኽ ይኣኽለካ...

ወናኒ መርበብ ሓበሬታ ዓዋተ.ኮም እንታ’ዩ ብልሓቱ?

“ዘይወለድካዮ ውላድ እንተ ሓዘልካዮ ይናኸስ እንተውረድካዮ ድማ ይበኪ“። ምስላ ኣበው መልሲ፣ ነታ ብወናኒ መርበብ ሓበሬታ ዓዋተ.ኮም  ብቋንቋ ትግረ (ትግራይት) “ኢልኣምር ምኣምር“፣ ብቋንቋ ትግሪኛ ብህለቱ ድማ “ዘይፈልጥ ኣይፈልጥን እዩ” ትብል ዝቐረበት ኣርእስቲ። ንፕሮፌሶር ቦዂረ ትዘልፍ እያ። ጽቡቕ ትግረ ትምስል፣ ግንከኣ “ዓረብኛ እዩ ቋንቋይ” ትብል፣ ከመይ ድኣዩ እቲ ጒዳይ?...