ልዑላውነትን ሓርነትን ህዝብን ሃገርን ኤርትራ፣ ኣቦኹም ኣብ ዘደቀሱና እዩ።

ክብርን ዋጋን ህዝቢ ኤርትራን፣ ልዑላውነት ሃገር ኤርትራን፣ ካብ ምዓስ ጀሚሩ እዩ፣ ብልኡኽ መላኺ ኢሰያስ ኣፈወርቂ ክሕከኽ ጀሚሩ?? “A man may be personally ever so well off, and yet if his country be ruined, he must be ruined with it.” — Pericles (Thucydides), 423 BC 1ይ) በቲ ንልኡኽ መላኺ ኢሰያስ፣ መሃንድሳት ስለላ መርበባት ሃጸያውያን...

Victim of Aggression: Syria Blamed For Israeli Attack

By FINIAN CUNNNGHAM Sourced from ‘Blaming the Victim of Aggression’ on Information Clearing House ISRAEL SHOOTS DOWN RUSSIAN PLANE IN SYRIA — SO WHAT IS PUTIN GOING TO DO ABOUT IT? And what is Trump’s role in all this? Why is he standing by and letting Israel get away...

ዝምድና ኢሰያስን፣ 1ይ ሚንስተር ኢትዮጵያ ኣቢዪ ኣሕመድን ስዑዲ ዓረብን። ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ኣብ ሱዕድያ ዝተፈረመ ስምምዕ!!

“እዛ ብርኲታ እምኒ’ላታ”! ታሪኽ ዘመነ ካሊፋት ታሪኽ ዘመነ ካሊፋት 615 ክሳብ 750 ዓ.ም.ፈ. ንመላእ ኤርትራን ኢትዮጵያን ክርስትና ደምሲሶም፣ ብምስልምና ክትክኡዎ ዘይፈተኑዎ ባርባራዊ ወራር ኣይነበረን። ካብቲ ዝፈጸሙዎ ባርባራዊ ፍጻሜታት ከኣ ብውሑዱ እዞም ዝስዕቡ እዮም፤ 1. ብኣሽሓት ዝቝጸሩ ኣብያተ መቕደሳት ኣቃጺሎምን ኣዕንዮምን ብኣሽሓት ዝቝጸሩ ድያቆናትን፣ ካህናትን፣ መነኮሳትን፣ ኣቡናትን፣ ፓትሪያርክታትን...