ከመይ ኢሉዩ “ዓበቕ ህበይ ኣብ መላእ ዓለም ከም በርቂ ኮይኑ ይመሓላለፍ ኣሎ” ዝብሃል ዘሎ።

ኣብዛ ንነብረላ ዘሎና ዓለም ብፍላይ ኣብዚ እዋንዚ እንታይ ይካየድ ክምዘሎስ ንከትተሎዶ ኣሎና? እምነት ጽቡቕ እዩ፣ ምቑጽጻር ግና ዝበለጽ እዩ። እዞም መሃንድሳት ሓዲሽ ዓለማዊ ስርዓት [ቢዮቴሮሪስት]፣ ሕጂ ከኣ ከይሓነኹ፣ ዓርኪ ኮሮና፣ “ዓበቕ ህበይ”ዝብሃል ተላባዒ ሕማም መጺ ይብሉና ኣለው። እው ንኮሮና ክምህዙ ዘይሓፈሩዶ “ዓበቕ ኣህባይ” ዝብሃል ለበዳ ሕማም ምምሃዝ...

ዋናታት ሰውራ ዓለም ጽዮናውያን እዮም። ካብ ድሕሪ 2ይ ኩናት ዓለም ጀሚሩ ክሳብዚ ዘሎናዮ መበል 21 ክፍለ-ዘመን 2021፣ ብ“ግብረ-ሽበራ“ እዩ ተተኪኡ።

ዋናታት ሰውራ ዓለም ጽዮናውያን እዮም። ካብ ድሕሪ 2ይ ኩናት ዓለም ጀሚሩ ክሳብዚ ዘሎናዮ መበል 21 ክፍለ-ዘመን 2021፣ ብ“ግብረ-ሽበራ“ እዩ ተተኪኡ። ኣብዚ ዝስዕብ ጠዊቕኩም ብስእላዊ ዝተሰነየ ጽሑፍ ኣንብቡ እቲ ሎሚ ኣብ መላእ ዓለም ተዋፊሩ ዘሎ “ግብረ-ሽበራ“ መተካእታ ሰውራ ተባሂሉ፣ ንረብሓ ልሂቃን ወነንቲ ባህርያዊ ጸጋ ዓለም [ጽዮናውያን] ዝሕሉ ጥራይ እዩ። ኩሉ ኣብ ዓለም ዝተኻየድ ሰውራ ጽዮናውያን ድኣምበር...

The Looming Doom of the Great Reset Conspiracy

Here Comes Dystopia: The Looming Doom of the Great Reset Conspiracy Admin February 12, 2021 51 Comments Doom porn? No. This is now a question of Fight or Die. By Eric van de Beek — Sputnik News An edited abridgement by Lasha Darkmoon with additional commentary,...