Endgame: Comparing results and intentions in the terrorism narrative

Terrorism is defined as: The unlawful use of violence and intimidation, especially against civilians, in the pursuit of political aims” TERRORISM VS ACTIVISM: MORAL WORTHINESS AND GOOD PR Published on April 27, 2017 By Kit  Generally speaking, ideas are like plants...

Italian Prosecutor: Wiretaps Reveal NGOs Working With Human Smugglers to Flood Italy እዞም ብNGO=ገበርቲ ሰናይ ዝብሃሉ ግንከኣ ዘይኮኑ ማሕበር ሰይጣን፣ ኣኽባር ሕጊ ሃገር ጣልያን ብስለያ መርበቡ ገሩ ካብ ባርነት ዝኸፍአ ወፍሪ ምçዋይን ምንጋድን ስደተኛታት ዘካይዱ ነጋዶ ምዃኖም ኣረጋጊጹ።ዘይተነግረምበር ዘይተገብረስ የልቦን።

ካብ መንግስታት ይኹን ካብ ፖለቲካ ነጻ ኢና እንዳበሉ ብውጹዓት ኣፍሪቃውያን ዝሽቅጡ ማፍያ፣እዞም NGO None Government Organizations፣ ዝብሃሉ ቀንዲ  ንግዳዊ ትካላት እዮም። እቲ ዝሕዝን ነገር ግና ገርሀኛ ህዝቢ ኣፍሪቃ ኣይፈልጦምን እዩ።  ብኢሰብኣዊ ተግባራት ድማ ዝገደዱ ማፍያ ምዃኖም፣ ብፍላይ እኳድኣ ንስደተኛታት ንረድእ ኣሎና እንዳበሉ፣ ንህዝቢ ዓለም ዘታልሉ፣ቀንዲ ወፍሮም ግና ካብ ንግዲ ስደተኛታት...