ሰውራ ኤርትራ ትካል ምዕራባውያን ምኻኑስ ትፈልጡዎዶ?

ኢሰያስ ኣፈወርቂ ሰልዪ ጥራይ ዘይኮነስ፣ ኣባል እቶም ዝልዓሉ መሃንድሳት ጸልማት ምዕራባውያን ምኻኑ ተፈልጡዶ? ልባ ምሳይ ዓይና ምስ ደበሳይ! ሎሚከ ህዝቢ ኤርትራ ተሰቊሩዎዶ ኢሰያስ እሜሪካዊ ምዃኑ? ውዕል ስለላ መርበብ ኣሜሪካ ምስ ኢሰያስ ኣፈወርቂ ከመይ ነበረ? ኣብቲ ውዕል ዝተረኽቡ ሰባት መነመን ነበሩ? 1ይ] ወኪል ማእከላይ ስለላ መርበብ ኣሜሪካ ቀርኒ ኣፍሪቃ ሪቻርድ ኮፖላንድ 2ይ] ተስፋሚካኤል ጆርጆ ኣማሓዳሪ...