Warning: "continue" targeting switch is equivalent to "break". Did you mean to use "continue 2"? in /homepages/23/d642040844/htdocs/Deqebat/wp-content/plugins/revslider/includes/operations.class.php on line 2364

Warning: "continue" targeting switch is equivalent to "break". Did you mean to use "continue 2"? in /homepages/23/d642040844/htdocs/Deqebat/wp-content/plugins/revslider/includes/operations.class.php on line 2368

Warning: "continue" targeting switch is equivalent to "break". Did you mean to use "continue 2"? in /homepages/23/d642040844/htdocs/Deqebat/wp-content/plugins/revslider/includes/output.class.php on line 3169

Warning: "continue" targeting switch is equivalent to "break". Did you mean to use "continue 2"? in /homepages/23/d642040844/htdocs/Deqebat/wp-content/themes/Divi/includes/builder/functions.php on line 4564
November 2018 – Deqebat
Warning: A non-numeric value encountered in /homepages/23/d642040844/htdocs/Deqebat/wp-content/themes/Divi/functions.php on line 5837

“ጥቕምን መፃኢ ዕድልን ህዝቢ ትግራይ ኣብዛ ሕዚ ትፍጠር ዘላ ኢትዮጵያ እያ ትምስረት” ሜ/ጀነራል ተኽለብርሃን ወ/ኣረጋይ (ዶ/ር)

ሜ/ጀነራል ተኽለብርሃን  ወ/ኣረጋይ (ዶ/ር) ናይ ኢንፎርሜሽን መርበብ ድሕንነት ኤጀንሲ (ኢመደኤ ወይ ኢንሳ እንብሎ) ዋና ዳይሬክተር እዩ። ሜ/ጀነራል ተኽለብርሃን ነባር ተጋዳላይ፣ ብዙሕ ብርክታት ሓሊፉ ኣብዚ ደረጃ ዝበፅሐ ኮይኑ ብትምህርቲ እውን ክሳብ ዶክትሬት ዲግሪ ዝበፅሐ ሙሁርን ብጣዕሚ ብሱልን እዩ። ቀዳማይ ዲግሪ ብኮምፒዩተር ኢንጂነርንግ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ማይክሮሊንክ ኮሌጅ ተማሂሩ፡፡ ኣብ ዩኒቨረስቲ ኣዲስ ኣበባ...

GcMAF: A Suppressed Cancer Cure?

Nov 15, 2018 GcMAF = Gc protein-derived macrophage activating factor) is a protein produced by modification of vitamin D-binding protein. ሕማም መንሽሮ ብባህርያዊ ፈውሲ ክፍወስ ከምዝኽእል ሊቃውንቲ ኣረጋጊጾሞ። ግንከኣ ዋላኳ ብብህህርያዊ ሕክምና መንሽሮ ሕማም መንሽሮ ክሓዊ ዝኽእል እንተኰነ፣ ትካላት ፋርማ ግና ብናተን መድሃኒት እንተዘይኮኑ...

” እንቋዕ ሓጎሰኪ ፍትውቲ ሃገረይ!” ካብ “መርበብ ሓበሬታ መስከረም ኔት” ዝተቐድሐ

“እቶም ነዚ ዘይፍትሓዊ እገዳ ገጥ ኢልኩም ዝተቓልስኩም፣ መንግስትን ህዝብን፡ ብምፍርራህ እትነብርሉ ዘለኹም ሃገር፡ ብፍላይ ብሃገረ ሆላንድ፡ ክምህ ከይበልኩም 2% ምኽፋል ዝቐጸልኩም ኣገናዕ ይግብኣኩም። ደጊም ፡ሓሊኾም ሒዞሙና ዝነበሩ፡ ወያነን እገዳን ስልዝትኣልዩ ሓቢርና ናብ ዕዮ ሃገር ንኺድ”። ጽዮናውያን ይuኑ እቲ ትካሎም ዝኾነ ባይቶ ሕቡራት ሃገራት ዓለም፣ በቲ ኢሰያስ ንመብጽዓ ስውኣት ግሂሱ፣...

GERMAN VICTIMS: What the Allied Victors did to Germany after WWII (2 short videos)

ኣብ 2ይ ኲናት ዓለም እቶም 4 ሓያላት መንግስታት ዝብሃላ ዝነበራ . 1ይ. መንግስቲ ኣሜሪካ 2ይ. 2ይ.. መንግስቲ ሩስያ 3.ይ ብመንግስቲ 4ይ. መነግስቲ ፈረንሳን ነቲ ኣብ ሃገር ጀርመን ካብ 1933 ክሳብ 1945 ዓ.ም.ፈ.ዝገዝእ ዝነበረ ምወዳድርቲ ዘይነበሮ ሓያል መንግስቲ ሃገር ጀርመን ምስስዓሩዎ እንታይ ዓይነት ዘስካሕክሕ ተግባራት ከምዝገበሩ፣ ንብረትን ሃብትን ህዝብን መንግስትን ድማ ብከመይ ከምዝዘመቱዎ  ዘርኢ...