COVID 19 — Litmus Test for Liars

July 10, 2020 Source There is a positive side to the coronavirus hoax.  It has exposed the Illuminati and their agents. Anyone who promotes this hoax is either Illuminati or under their control, or a dupe.  Based on the uniformity of the worldwide response, an...

The biggest global hoax in history

Pandemic Aid Bailout Published: Thursday, July 9, 2020 Masks and respirators do not work. There have been extensive randomized controlled trial (RCT) studies, and meta-analysis reviews of RCT studies, which all show that masks and respirators do not work to prevent...

ሜድያታት ዝውቅጥኦ ዘይኮነስ፣ ርጉጽን ሓቅኛ ሓበሬታ ኮሮና ቫይረስ ዝገልጽ ጽማቕ ጸብጻባት

ሜድያታት ዝውቅጥኦ ሃለዋት ንብዙሓት ደቂሰባት ራዕድን ሽበራን ኣታኣታትዩ እዩ። ንሱ ከኣ ንኵሕስዋ ባጀት ስለዝተሰለዓለን እየን። ኣብዚ እዋንዚ እቲ ተበጺሑ ዘሎ ሕቡእን ውዲታዊን ወፍሪ፣ ማዕከን ዜናታትን ፋርማን ሆስፒታላትን፣ ዶክቶራትን መርሕቲ ሃገራት ብስዉር ብሳጀት ተስሊዑሎም እዩ። ስለዚ ከም ስራሕ ስልዝወሰዱ ክውቅጡን ከዳናግሩን ስራሕና ኢሎም ስለትታሓሓዙዎ፣ ንህዝቢ ዝጠቅም ርጉጽን ሓቅኛ ሓበሬታ ብዛዕባ ኮሮና ቫይረስ...

ዓለምለኻዊ ስነ-ኣእምራዊ ውግእ! “ተላባዒ ሕማም ኮቪክኣይዲ-19 (IS CV-19 HOAX) ውዲትዶ ሓቂ?

ንሓቂ እንተድኣ ፈሊጥኩማ ሓራ ክተውጽኣኩም እያ፤ እዚ ካብ ክፍላ መጋቢት 2020  ዛጊት 3 ወርሕን ፈረቓን ሓሊፉ ጀሚሩ ግና ማዕከናት ዜና እቢiሎም፣ “ተላባዒ ሕማም ኮቪክኣይዲ-19 (IS CV-19) ከይለ̱̱ኽፈኩም ተጠንቀቑ ካብ ሰብ ርሓቑ፣ ኣፍኩምን ኣፍንጫኹምን ሸፊንኩም  ተንቀሳቐሱ”! ብመንግስታዊ ደረጃ ዝብሃል ዘሎ ትእዛዛትን ኣዋጃትንሲ: ውዲት ድዩ ወይስ ሓቀኛ ሓበሬታ?  THE CORONAVIRUS...