ድሕሪ ጽዑቕ ወፍሪ ፕሮፓጋንዳ ኮሮና ቫይረስ ዛጊት ህዝቢ ኣፍሪቃ መፈተኒ መርዛም ክታበት ይኸውን ኣሎ። Coronafraudus Casedemic Parasitico (Banned Instantly by Youtube)

ካብ ቅድሚ ልደት ክልርስቶ ጀሚሮም ውግእን ወረ ውግእን፣ ወላሊዖም  ብሓፈሽ ንህዝቢ ዓለም ብፍላይ ከኣ ህዝቢ ኣፍሪቃ ከሳቕዩዎ ድሕሪ ምጽናሕ፣ ሎሚ ኣብ መበል 21 ክፍለዘመን ፕሮጀክት 2020 ሓንጺጾም ንዕዘብ ኣሎና። እወ እቲ ቅድሚ ሎሚ ክፍጽሙዎ ዝጸንሑ እከይ ግብሪ ከይኣኽሎም፣  እንሆ እምብኣር ሓዲሽ ፕሮጀክት ጥፍኣት ኣልዒል ኣቢሎም ሓንጺጾም፣ መዘና ዘይብሉ ፕሮፓጋንድ ፈኒዮም፤  ፈጺሙ ኣብ ዓለም ዘየለ...

ጸላእቲ ህዝቢ ምድረ-ባሕሪ ሎሚ ኤርትራ መንዮም?

ጸላእትና አለሊና ነኽንምክት ክሕግዘና ዝኽእል  ሐበሬታ ========================================== ኣብዛ እንነብረላ ዘሎና ዓለም (ፕላኔት)፣ ብፍላይ ካብ ክፍላ የካቲት 2020 ዓ.ም.ፈ. ጀሚሩ ተኸሲቱ ዘሎ ተርእዮ ኣዝዩ ዘስደምም ንዕዘብ ኣሎና። ንሱ ድማ ብጉልባብ ኮሮና ቫይረስ [COVIC ID19] ዝብሃል “ተላባዒ ሕማም፣ ካብ ሃገር ቻይና ተበጊሱ፣ ኣብ መላእ ዓለም ተዘርጊሑ ስለዘሎ፣...