ዶባዊ ግርጭት ብዝብል ጒልባብ ዝተወልዐ ፣ ደማዊን ግንከኣ ትርጒም ኣልቦን ኲናት ህግደፍን ወያኔን!!

እቲ ብሰንኪ ውድድር መራሕቲ ጭፍራ ወያያኔ፣ ልኡኽ መላኺ ጭፍራ ህግደፍን ኢሰያስ ኣፈወርቂ፣ ዶባዊ ግርጭት ብዝብል ጒልባብ ዝተወልዐ ደማዊን ግን ከኣ ትርጒም ኣልቦን ኲናት፣ ብድፍኢት ምዕራባውያን ሃገራት ዝተወልዕ እዩ ነይሩ። ብፍላይ እኳድኣ ብመሃንድሳት ስለላ መርበብን ሊቃውንቲ ስነኣእምሮን፣ መሃንድሳት ስትራተጂ መንግስቲ ኣሜሪካን፣ መንግስቲ  እንግሊዝን፣ እስራኤልን፣ ኤውሮጳ ሕብረትን ተላፊኖም ንጂኦስትራተጂካዊ ረብሕእ...

Mr MAGA and the end of Western Civilization

10684 ViewsMarch 15, 2019 142 Comments [This column was written for the Unz Review] Folks in the West are taught that their civilization has its roots in ancient Rome and/or ancient Greece. This is more a case of self-aggrandizement than serious historical research. ...

ወዳቢ ኣካል ድዩ ጠፊኡ? ወይስ ተወዳቢ ኣካልዩ ተሳኢኑ?

ሕግን ፍትሕን ብሰላም ክትነብር ኢዩ ዝደሊ። ነዚ ኣብ ዝፈትዋ ሃገሩ ጎዲሉ ዘሎ ነገራት ክዉን ክገብርን መፍጸምታኡ ክርእን ድማ ንኹሉ ኣካላት ሕብረተሰብና ማእከል ዝገበረ ዓይነት ውዳቤታት ተነጺሩ ኣብ ዝጅመረሉ ህሞት ብሓባር ክሰርሕ ኢዩ ዝጽበ ዘሎ። ሰርዓት ንጉስ ሃይለ ስላሴ ምስ ካልኦት ዓቦይቲ ሃገራት መሻርኽቱ ኰይኑ ነቲ ኣብ መንጎ ኣርትራን ኢትዮጵያን ዝነበረ ውዕል ፈደረሽን ኣፍሪሱ ሃገርና ብሐይሊ ምስ ጎበጣ ህዝቢ...

ነቲ ብ1884 ዓ.ም.ፈ. ዝተገብረ ዋዕላ በርሊን ንምትግባር፣ ን78 ዓመታት ዝኣክል ብመንግስቲ ኣሜሪካ ዝተኻየደ ጸረ- ህዝቢ ኤርትራ ኣረባራብ!!

ፍሉይ ሕታም ታሪኻዊን፣ ፖለቲካዊን፣ መጎታውን ትንተና ብዛዕባ ሕቡእ ኣጀንዳ ኤርትራ! ፍልልይ ኮሎንያል ጣልያንን ህ.ግ.ሓ. ኤ.ን እንታይ እዩ ? ብ1884 ዓ.ም.ፈ. ዝነበረ ካብ ኣፍሪቃውያን ተኸዊሉ ዝተገብረ በርሊን ኮንፈረንስ እንታይ ነይሩ ዓላማኡ? ኣራባራብ መንግስቲ ኣሜሪካኸ ነቲ ኣብ በርሊን ኮንፈረንስ ዝተገብረ ውዕል ንምትግባር ድዩ ወይስ ሓዲሽ ዓለማዊ ሥርዓት ብዋጋ ህዝቢ ሓበሻ ንምትካል እዩ? ካብ ብዙሕ ምጒያይ...

ሓቀኛን መጎታዊን ታሪኻዊን መልእኽቲ ብሓንቲ ሃገር ኤርትራ ስም ዝምክቱ ዘለው ደቀባት ኤርትራ

ካብቶም •ብሓንቲ ሃገር ኤርትራ ዝጽውዑ። ግንከኣ ብሃገራዊ ውህደትን፣ ንድሕነት ሃገር ብትብዓት ተበጊሶም ዘለው ውድብ ፍቕሪ ሃገር ኤርትራ፣ ቅድሚ ሎሚ ዝተዘርግሑ ኣገደስትን ሓቀኛ ሃገራዊ መጸዋዕታን ዝሓዙ ቪድዮታት ፣ ካብቲ ኣርቻቭ ኣዋጺእና ነቶም ዘይረኸቡዎ ተኻታተልቲ መርበብ ሓበሬታ ንኽበጽሖም ካብ ዝብል ተበግሶ ነቕርቦ ኣሎናሞ ሰናይ ምክትታል። ኣብዚ ዘሎናዮ መድረኽ፣ ኲነታት ኤርትራ ብሰንኪ ልኡኽ ውልቀ መላኺ ኢሰያስ...