ህዝባዊ ቃልሲ ንኸይዕወት ዝካየዱ ረቀቕቲ ውዲታት!

ንቡር  <  ጽረ-ንቡር = ዘይንቡር። ግድል – ዕንቅፋት = ፍታሕ። ጽዮናውያን ንህዝቢ ኤርትራ ብድሎ ከይትዕሎ ክስዕሩዎ ስለዘይከኣሉ፣ ብንቡር < ጽረ-ንቡር = ዘይንቡር (Thesis – Antithesis = Synthesis)፣ ግድል < ዕንቅፋት = ፍታሕ (Problem – Reaction = Solution)፣ ዝብሉ ረቀቕቲ መሳርሒ መግዛእቲ ዝኾኑ ፎርሙላታት ምሂዞም፣ ንኣእምሮኡ ተቖጻጺሮም ባህርያዊ...

ኣብ ርእሰ ውሳኔ ህዝቢ ኤርትራ ዘይኣምን፣ እንታይ ኣፍሊጡዎ ንሰላም ዝልምን!!

ቅንጣብ መሬት ይኹን ዕማኾ ሓመድና፣ ኣሕሊፍና ኣይንህብን ንጣብ ማይ ባሕርና። ስለዚ ድማዩ ተሰኪምናዮ ብረት መስዋእቲ ከፊልና ዕርቡን ንሓርነት። ሓማሴን ሰራየ ከለጉዛይ ደንከል፣ሓማሴን ሰራየ ከለጉዛይ ደንከል፣ሰምሃር ሰንሒት ባርካ ጋሽ፣ ኩሉ ምስሳሕል፣ ንዑባ ንተኣከብ ጉዳይና ንዕልል። ድምጽኻ’ዩ ህዝቢ ዘይዕገት ማዕበል እምብለይ እምብለይ ኣይግዛእንየ በል! ድምጽኻ’ዩ ህዝቢ ዘይዕገት ማዕበል እምብለይ...

ሓቀኛ መንነት ኢሰያስ ኣፈወርቂ ትፈልጡዎዶ??

በትርን ኣብ ኢድካ ተመንን ኣብ እግርኻ ምድማርርርርርዶ  ምጒዳልልልልል??? ንምኻኑ መንነት እዚ ሰብዚ (ኢሰያስ ኣፈወርቂ) ን57 ዓመታት ልኡኽ ስለላ መርበባት ኣሜሪካን, እንግሊዝን, እስራኤልን ኮይኑ: ንህዝቢ ኤርትራ ክላገጸሉ ዝጸንሐን ገና ድማ ዝላገጸሉ ዘሎን...

Three Reasons Why ‘Fire and Fury’ Won’t Work With Iran.

Darkmoon August 8, 2018 Other Writers By SCOTT RITTER “NEVER, EVER THREATEN THE UNITED STATES AGAIN OR YOU WILL SUFFER CONSEQUENCES THE LIKES OF WHICH FEW THROUGHOUT HISTORY HAVE EVER SUFFERED.” — Donald Trump in a tweet, threatening Iran with ‘fire and fury’! August...