ኣረጊት ፕረሲደንት ዚንባቨ ሮበርት መጋበ ምስ ተሰናበተ፣ ዛጊት ኤውሮጳውያን ሓረስቶት ከም ቀደሞም ክሓርሱ ንዚንባቨ ይምለሱ ኣለው።

ኣብ ኤርትራኸ ልኡኽ መላኺ ኢሰያስ ምስተሳናበተ፣ ኮሎንያል ጣልያን ድዮም ንኤርትራ ክምለሱ: ወይስ እቶም መራሕቲ እታ ፋሕ-ፋሕ ክትብል ቀሪባ ዘላ ኢትዮጵያ? ህዝቢ ዚንባቨ፣ ነቲ ብያን ስሚይዝ ዝብሃል ኤውሮጳዊ ዝምራሕ መንግስቲ ውሑዳት ኤውሮጳውያን ተቓሊሱ፣ ንሃገር ዚንባቨ ነጻ ኣውጺኡዋ። እቲ ካብ ኩሉ ዘስደምም ነገር ግና፣ ነቲ ሰውራ ዚንባቨ ዝመርሖ ዝነበረ መራሕ ሰውራ ልኡኽ ጽዮናውያን ሮበርት ሞጋበ እዩ ዝነበረ። ሮበርት...

ኣብ 1ይ ኲናት ዓለም ዝመቱን ዝቖሰሉን ዝሰንከሉን ትፈልጡዎምዶ?

World War I casualties ኣብ ኤርትራኸ ኣብ እዋን ሰውራ ኤርትራ ዝመቱን ዝቖሰልን ዝሰንከሉን ክንደይ ኮን ይኾ ኑ? እቲ ረብሓኸ ኣብ መን ውዒሉ ? ኣብ 1ይ ኲናት ዓለም 20 ሚሊዮን ሞይቶም 16 ሚሊዮን ከኣ ቆሲሎም። እዚ ጒድኣት እዚ ከኣ ኣብ ልዕሊ ምዕራባውያን  እቲ ዝልዓለ ጒድኣትን ዕንወትን ኣብ ታሪኽ ዓለም ነበረ።  ምስ ምዝንባል ሰላማዊ ህዝቢ ወሲኽካ ኣስታት 41 ሚልዮን ህዝቢ እዩ ሃሊቑ።እቲ ሳዕቤን እቲ...

On Christmas Day – What Christ Means to Me

henrymakow.com — Dec 25, 2017 Henry M- Christmas is a celebration of the birth of Christ and Christ’s teachings. Christ taught that God is a Moral Order, a spirit of Perfection, whether absolute Truth, Goodness, Love, Beauty or Justice. God is ultimate Reality. The...

እታ ለቖታስ፣ ኣይካብ ምንፍሓ ካብ ምጥባሓ

ዘይዘራእካዮ ኣይትሓፍስን ኢኻ። ኣምሆ ዘመን ኣብ ህ.ግ.ሓ.ኤ. ዝውሃብ ዝነበረ ዝንቡዕ ፖለቲካዊ ትምህርቲ እዩ፣ ሎሚ ዝንቡዕ ስርዓት ተመስሪቱ ዝርአ ዘሎ። ፖለቲካዊ ትምህርቲ ኣብ ህ.ግ.ሓ.ኤ. ትሕዝቶኡ ኣብ መንነትን፣ ኣብ ባህልን፣ ኣብ ዋንነት መሬትን፣ ኣብ ሃይማኖትን ዓደቦ ዝተመስረተ ክኸውን ነይሩዎ። ብኣንጻሩ ግና ዘይፍጸም ፍሹል ፍልስፍና፣ ምብራቓውያን፣ ማርክሰ ለኒነትን ስታሊንነትን ማኦይዝምን ዝብሉ፣ ኮሚንስትን...