2018 – war or no war? ውግእዶ ሰላም ?

December 29, 2017 94 Comments [Note: this post of mine is temporarily located in the ‘guest section’ because of the current fundraiser. Once the fundraiser is over, I will place it back in the correct section.  This analysis was written for the Unz Review.  The Saker]...

Opioids and the Crisis of the White Working Class

Admin December 28, 2017 Other Writers, Recommended Reading By KEVIN MACDONALD  An Abridged Version  by Lasha Darkmoon LD:  Kevin MacDonald’s important article, complete with charts and scholarly footnotes, can be read in its entirety HERE. This abridged version of...

ብጉዳይ ናቕፋን ብወጻኢ ባጤራን ዝተዓሸጋ ትካላት፣ ልዕሊ ሓደ ሽሕ በጺሐን ኣለዋ።

ብጉዳይ ናቕፋን ናይ ወጻኢ ባጤራን ብዝተሓሓዝ፣ ኣብ መላእ ኤርትራ በብእዋኑ ዝተዓሸጋ ናይ ብሕቲ ትካላት ልዕሊ ሓደ ሽሕ በጺሐን። ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ብዝሃብዎ ሓበሬታ መሰረት፣ ኣብ ፈለማ ኣብ ኣስመራ ኣስታት 300 ትካላት ተዓሽገን እኳ እንተነበራ፣ ድሕሪኡ ድማ ልዕሊ 78 ካልኦት ከምዝተወሰኻ ኣፍሊጦም። እቲ ናይ ምዕሻግ ስጉምቲ ኣብ ካልኦት ከተማታት ኤርትራ’ውን ብሰፊሑ ከምዝቐጸለ ዝሓበሩ እቶም ምንጭታት፣...

ጭውያታት ፡ ዘይሕጋዊ ንግዲን ምስግጋር ደቂ ሰባትን ፡ ናብ ሃገረ ሱዳን

ሉኡላዊነት ሃገር ኣብ ዋጋ ዕዳጋ ዘውረደ ፡ ደረት ኣልቦ ጉጅለ..PART 5 ብመስዋእቲ ተጋዳላይ ሓምድ ሕምድ ዝዛዘምኩዎ 4ይ ክፋል ጽሑፍ ኣንቢብኩም: ሃናጺ ሪእይቶታት ዝሃብኩምኒ ወገናት እንዳመስገንኩ: ንሎሚ ከኣ ብዛዕባ ኣብ ሱዳን ዝተኻየዱ ሽርሒታት ዝምልከት ሓበሬታ ይቕጽል፡፡ ከምቲ ኣብ 4ይ ክፋል ዘንበብኩምዎ፡ ሱዳን ንኣምባሳደር ሓምድ ሕምድ ሓዊሱ፡ ብዙሓት ዜጋታትና ዝተጨውዩላን፡ ዝተቐንጸሉላን፡ ሃገር እያ፡፡ ብጀካ...