መርዓት ከይሓዛስ ዓርኪ ይሕዛ፣ “ኢሰያስ ኣፈወርቂ ጎብለል ቀርኒ ኣፍሪቃ”!

ስለምንታይ ግን ኢሰያስ ብፍላይ ብፍላይ ኣብዚ እዋንዚ ብህዝቢ ኤርትራ ተፈንፊኑ ከሎ፣ ጎብለል ቀርኒ ኣፍሪቃ ኮይኑ ላዕልን ታሕትን ይብል ኣሎ? እቲ ን50 ዓመታት ዝኣክል ሰላዪ መንግስቲ ኣሜሪካ ኮይኑ ከገልግል ዝጸንሐ ፣  ግንከኣ ንህዝቢ ንምዕንጃል ንኣሜሪካ ከምዝጸልእ ኮይኑ ድራማ ክሰርሕ ዝጸንሐ ኢሰያስ ኣፈወርቂ፣ ሎሚ ነቲ ካብ 1966 ዓ.ም.ፈ. ጀሚሩ ብስዉር ክሰርሖ ዝጸንሐ ስለላዊ ስራሕ፣ ብግህዶ ብፍላይ ንስትራተጂካዊ...

Meditation and Going Beyond Mindfulness – A Secular Perspective

ሜዲተሽን ምሳጠ፣ ዓሚቚ ኣስተንትኖ ወይ ሓሳብ ማለት ክኸውን ከሎ ብቋንቋ ላቲን  ከኣ ሜድያቲዮ መዲታሪ። ብህዋሳትካ ዓሚቚ ምስትንታን። ብጥንታዊ ግሪኽ ድማ ሜዶማይ ምሕሳብ ህዋሳት… ምስቲ ሃይማኖታውያን መንፈሳዊ ምሳጠ ዝገብሩዎ ዝወዳደር እዩ። ……Awerness (እዌርነስ) = ንቕሓተ ሕልና፣ ንቕሓት ኩሉ ግዜ ኣብ ውሽጥና ኣሎ። ኩሉ ወዲሰብ ኩሉ ግዜ ንቝሓት ኣለዎ።  ስለምንታይ ግና ወዲ ሰብ...

ሕቡእ ኣጀንዳ ወያኔን ኢሰያስ ኣፈወርቂን ትግራይ ትግሪኝን ብቪድዮ

ሓዲሽ ኮይኑ ዝነበር ነገር የለን። ውዲት ምዕራባውያን፣ ድሕሪ 148 ዓመታት ወይድማ ድሕሪ ወራር ዓባይ ብሪጣንያ ኣንጻር ንጉስ ቴድሮስ፣ ሎሚ ብገረብ ብሓኽላ ንህዝቢ ሓበሻ ዘጽንቱዎ ዘለው ሃጸያውያንን ጽዮናውያንን ምዃኖም ዝሕብር ቪድዮ። ሓቂ ብርእሳ እንተቐበርካያስ ብእግራ ትወጽእ! HIDDEN AGENDA OF ERITREA THE ELIMINATION OF ERITREAN LIBERATION FRONT (E.P.L:F) IS THE...

ኤርትራ መን እያ? እቲ ኤርትራ ዝብል ስምከ ትጕሙ እንታይ እዩ? ቅድሚኡኸ ስም ኤርትራ እንተይ ነበረ?

ምዕራፍ 32 ታሪኽናን መንነትናን ፊደላትናን፣ ብሓልዮት መእምር በኽረጽዮን ዝተዳለወ ሃናጺ ዝኾነ ታሪኻዊ ትንተና ብቪድዮ። ብመእምር በዅረጽዮን  ብመእምር በዅረጽዮን  ዝተዳለወ ጽማቚ ኣስተምህሮ መበል 32 ምዕራፍ ብጽሑፍ። ወራር ቱርኪ ኣብ ምድረ ሓብሣ በቲ መሃንድስ በዅሪ ስለላ ጀርመናዊ ስሙ ብምቕያር መራሒ ቱርካውያን ኮይኑ እቲ ዝተጠመቐሉ ስም ጠንጢኑ፣ ብባሻ (ራእሲ) መሕመድ  ዓሊ ተሰዪሙ ንወራር ቱርኪ ንህዝቢ ሓበሳ...