Khazarian mafia doomed as a result of Putin/Trump secret agreement

Author Benjamin Fulford – 2018-07-23 Source:  These days, reading The New York Times and other Khazarian mafia corporate propaganda is like reading Pravda just before the fall of the Soviet Union. Nobody believes their lies. Yet even they are being forced to...

ሃገራዊ ጻውዒት ኣብ መላእ ዓለም ዘለኹም ኤርትራውያን –

ንሰፊሕ ሰላማዊ ሰልፊ ጀኔቫ – 31 ነሓሰ 2018 ድሕሪ ሰለፋ እንታይ ተረፋ! ምፍልላይና ንረብሓና ዘይኮነስ ንረብሓ ጸላእትና ጥራይ እዩሞ፣ ንመንነትና ንመክት! ሃገራዊ ጻዋዒት ንኹሉ ወዲ ሃገር ኤርትራዊ! ምእንቲ ድሕነት ልዑላውነት ሃገር ብሓደ ደው ንበል! እቶም ብሰንኪ ህግደፍ ክሳብ ሎሚ ተሃሞልና፣ ተፋላሊና ዝጸናሕና ኤርትራውያን ቅድሚ ኲሉ ሕጂ ንደመር! ድ...

ነታ ዓደይ ትብጻሕኩም! ተባሃሂሎምላ

ሽማገሌታት ሕጸ ኢሰያስን እቢ ኣሕመድን ትብጻሕኩም ሕጸ ክልተ ሕጹያት። ሓዲሽ ፍቕሪ     ውዕል ቃል ኪዳን ኣብ ቅድሚ ዓርኪ ርእስታት ድሕሪ ቃልኪዳን  ወኻዕካዕን ቺንቺ!1 ሓማውቲ    ...

ኣገዳሲ ሓበሬታ ነቶም ኣብ ኢትዮጵያ ዝነብሩ ኤርትራውያን

ብሞት ዘይኮነስ በቲ ብሕጂ ዝመጽእ ሕልፈታት ብኸዩ! በሉ እምብኣር፣ ሕጂ ከኣ እቲ ንማእለያ ዘይብሎም ደቂ ሃገር ኣብ ምእከል ካርቱምን ከሰላን ዘቐንጽል ዝነበረ ሓለቓ ቀንጸልቲ፣ ሰመረ ርእሶም ኢምባሲ ኢሰያስ ኮይኑ እዲስ ኣበባ ተሸሙ!እስከ ነዛ ብኣምሓሪኛ ቋንቋ ቀሪባ ዘላ ቪድዮ፣ መራሒ ሃዲሙ፣ ከም ሓኽሊ ድማ፣ በላይ ዘለቀ ግና ንሃገሩ ዓንጻር ኮሎንያል ጣልያን መኪቱ ለቢሙ። ድሕሪ ስዕረት ኮሎንያል ጣልያን ግና፣ እቲ...

ሕጂውን ህዝቢ ኤርትራ ንኹሎም ጸላእቱ ስዒሩዎም እዩ።

ድሕሪ ሞት ጥዕና ቅበጽ! ግድነት ክንበብ ዘለዎ ምስጢራዊ ሓበሬታ ን50 ዓመታት ኢድን ጓንትን ኮይኖም ብወፍሪ ግብረሽበራ ክላገጺ ዝጸንሑ ጭፍራ ወያኔን ህግደፍን፣ ግንከኣ ብውዲት ከም ክልተ ኣንጻር ተፋላልዮም ዝነብሩ ተመሲሎም ንህዝቢ ኤርትራ ክላገጽሉ ዝጸንሑ፣ ኣብ ሕጂ በጺሖም ሃዋርያት ሰላም ክኾኑ ከቶ ኣይክእሉን እዮም። ስለዚ ንሕና ኤርትራውያን፣ ነዚ ሎሚ ዘርእዩና ዘለው ተርእዮ ብመሃንድሳት ስለላ መርበብ ጽዮናውያን...