ነፍሰሀር ጽሃይቱ በራኺ ኣብ ኲዓቲት ዝተባለ ዓዲ ኣብ ኣውራጃ ሰራየ ብ 01 መስከረም 1969 ዓ.ም.ፈ. ተወሊዳ። ሓደ መስክረም ከኣ ሰውራ ኤርትራ ዝተፈለመላ ዕለት እያ ነይራ።ኣዚና እንፈትዋ ሓርበኛ ስነ-ጥበባዊት ዓባይ ሓብትናን ኣዴናን ወይዘሮ ጽሓይቱ በራኺ፣ ኣብ መበል 79 ዕድሜኣ፣ ባህርያዊ ሕማም መኽንያት ብዕለት 25.05.2018 ዓሪፋ።

ባህ ዘብል ታሪኽ ነፍሰሀር ጽሃይቱ በራኺ

ንሰንበት ዕለት 27.05.2018 ኣብ ከተማ ሮተርዳም ሆላንድ ኣብ ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስትያን ደብረ ገነት ኪዳነምሕረት ሓመድ ኣዳም ክትለብስ እያ።

እቲ ስነ-ሥርዓት ቀብሪ ዝፍጸመሉ ቦታ ድማ
LG LARIKSLAAND184
3053 LG Roterdam

ስነ-ሥርዓት ቀብሪ  ፍትሓትን ስንብታን ከኣ ስዓት 11 ክሳብ 12:30 ክፍጸምዩ።

ብድሓን ምጹ  ሕሰም ኣይትርከቡ ከኣ

ፈተውታን ኣሓታን ኣሕዋታን