ሎሚ-ዘመን ከኣ ብዕለት 24. ግንቦት 2018 ዓ.ም.ፈ.፣ መበል 27 ዓመት “በዓል ልደት ፍቕርቲ ሃገር ሓዳስ ኤርትራ” ተባዒሉ።

“ራእዪ ብዕዮ፣ ኣብ ክንዲ ዲግሪ ዱግሪ፣ ኣብ ክንዲ ላቢስን ፐናን፣ ማሕረሻን ባዴላን ገረውኛን”. ልኡኽ መላኺ ኢሰያስ እፈወርቂ ህዝቢ ኤርትራ ን30 ዓመታት ተቓሊሱ ንገዛኢ መንግስቲ ኢትዮጵያ ከኣ ብጅግንነት መኪቱ ንሓዋሩ ስዒሩዎ። ንኤርትራ ሃገሩ ድማ  መሬታን ባሕራን ካብ መግዛእቲ ኢትዮጵያ ሓራ ኣውጺኡዋ። ንባዕሉ ግና ገና ሓራ ኣይወጸን።  እታ ሃገሩ ድማ በተን ንርእሰን ዘይኮና ሃገራት ኣዕራብ፣...

ፊደላት ትግሪኛ ክብርታትናን፣ መሰረት ኩሉ መንነትናን ባህልናን እምነትናን እዮም።

ስለምንታይ ህዝቢ ኤርትራ ካብ 13 ቅ.ል.ክ. ጀሚሩ ክሳብ መዋእለ ግዝያዊ መንግስቲ ህግደፍ ብሰንሰለታዊ መግዛእቲ ይሳቐ ኣሎ? ካብ ዓለም እንታይ ዝተፈልየ መንነት ስለዘለዎ እዩ? ስለምንታይከ ህዝቢ አርትራ፣ ካብ ቅድሚ ልደተ-ክርስቶስ ዝነበረ ዘመን (13000 – 900 BC) ጀሚሩ ብግሪኻውያን፣ ካብ 30 ክሳብ 600 ድ.ል.ክ. ብወረርቲ ሮማውያን፣ ካብቲ ንቡርን ጥንታዊን መነባብርኡ ተዘናቢሉ። ቀጺሉ ከኣ ካብ...

ስላምንታይ ሰውራ ኤርትራ ፈሺሉ? ንነብሳ ረሲዓስ ንሓማታ ትዝክር!

ብክኢላታት ደቀባት ኤርትራ ተጸኒዑ፣ ኣብ መጽናዕትን ምርምርን ዘይተመስረተ ፕሮጀክት ኣይዕወትን እዩ። ዝኾነ ይኹን ስራሕ፣ ህንጻ ገዛ፣ ወፍሪ ትካል፣ ወይከኣ ወፍሪ ሰውራ ሰሊጡ ክካየድን ክትግበርን እንተ ድኣ ኮይኑ፣ ቅድሚ ምጅማሩ፣ ሓደ ፕሮጀክት ሃልዩዎ፣ ኣብ ሓደ ጽፉፍን መሰረታዊን ፍልስፍና ዝተመርኮሰ ከኣ ክኸውን ኣለዎ። ካብኡ ሓሊፉ ድማ መደብ ወይከኣ ፕሮጀክት ኣውጺኡ ነቲ መስርሕ ደረጃ ብደረጃ በብሓደ እንዳኣተግበረ...

ብዓል ነጻነትዶ ብዓል ባርባራዊ መግዛእቲ ህግደፍ? ሓጺሩኒ እንተበልኩዎስ ተደቢሩ ይስዕስዕ!

ብዓል ነጻነት ንመን?? ብህዝቢ ዘይመረጾ ልኡኽ መላኺ እሞ ብግዝያዊ መንግስቲ ጥራይ 27 ዓመታት እትግዛእ ሃገር! ብህዝቢ ዘየጸደቐ በብዓይነቱ ኣዋጃት! ብህዝቢ ዘይወከሎም ሃሱሳት ሚኒስተራት! እትግዛእ ሃገር ብዓል ነጻነት ከተብዕል ንስሙ እምበር ሓቂ ኣይኮነን። እወ፣ ንኣእምሮ ህዝቢ እትሰልብ ማዕከን ተሌቪዥንን፣ ብ”ድምጺ ሓፋሽ፣ ጋዜጣ ሓዳስ ኤርትራ” ብግብሪ ግና ድምጺ ሓሶትን ፕርፓጋንዳን ባዶ 3...

It’s worse than you think….

 Most of us associate Jewish power with their dominance of banking, “news” media and the entertainment industry. More recently this has extended to the digital world with the main social media and search engine platforms being under Jewish control and...