ወራር ቱርካውያን ኣብ ምሕደራ ባሕረ ነገስታት ምድረ-ባሕሪ

5ይ. ምዕራፍ፣ ወራር ቱርኪ ወራር ቱርካውያን ኣብቲ ምድረባሕሪ፣ ብጀጋኑ ባሕረ-ነገስታት ትመሓደረሉ ዝነበረት ብ1557 ዓ.ም.ፈ. እዩ ዝነበረ። ኣብ ወደብ ምጽዋዕን ሕርጊጎን መደበሩ ገሩ ድማ ንገማግም ቀዪሕ ባሕሪ ዝነብር ዝነበረ ህዝቢ ብቀስብ ኣገዲዱ ኣመስለሞ። ካብ ዘመነ ኣኽሱምን ቅድሚኡን ህዝቢ ትግራይ ይኹን ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ገማግም ቀዪሕ ባሕሪ እንዳነበረ እዩ፣ ምስ ኤውሮጳውያንን ኣዕራብን ሃገር ህንድን ዝነግድ...

DR. ROBERT GALLO፣ ሚንስትሪ ምክልኻል መንግስቲ ሕቡራት ሃገራት ኣሜሪካ፣ንህዝቢ ኣፍሪቃ ንምጽናት ከም ምስጢራዊ መሳርያ ውግእ ኮይኑ ንኸገልግል፣ኤች.ኣይ.ቪ፣ ኤይድስ ቫይረስ ኣብ ላቦራቶሪ ኣቃሚምና ንኽንምህዞ ኣገዲዱና።

TRENDING: WE WERE FORCED TO CREATE THE HIV VIRUS AS A SECRET WEAPON TO WIPE OUT THE AFRICAN RACE. DR. ROBERT GALLO FINALLY SPEAKS DR. ROBERT GALLO፣ ሚንስትሪ ምክልኻል መንግስቲ ሕቡራት ሃገራት ሜሪካ፣ኤች.ኣይ.ቪ፣ ኤይድስ ቫይረስ ንኽንምህዞ ኣገዲዱና። እቲ ቀንዲ ዓላማ መንግስቲ ኣሜሪካ ድማ፣ኤይድስ ከም ኣጽዋር ውግእ ኮነ ኢልካ ተጠቒምካ፣...

Church faults State over lack of cooperation on vaccine testing

Pupils being immunised against measles rubella at Melon Mission School in Nakuru on May 16, 2016. Church leaders have complained that the Government did not involve them when polio and tetanus vaccines were being tested if they are healthy for human consumption. PHOTO...

ወራር መሓመድ ግርኝ

4ይ. ምዕራፍ፣ 08 የካቲት 2018 ዓ.ም.ፈ. ኣስላማይ እንተነገሰ፣ ምሓረደ እምበር ኣይምፈረደን”።  ኣብቲ ኲናት እንጻር ኢማም ኣሕመድ ግራኝ ዝውዓሉ ጀጋኑ ደቂ ምድረባህሪ፣ ነቲ ጭካኔ ሰራዊት ግራኝ ምስተዓዘቡ ዝመሰሉዎ ምስላ። ታሪኽ መስትያት ሓደ ህዝቢ እዩ። ዝሓለፈ ታሪኽ ኣብ ህሉው ኩነታት  የሳግር፣ ታሪኽ ህሉው  ኩነታት ከኣ ንመጻኢ የሰጋግር። ታሪኽ ከይፈለጥካ ኩነታት ሃገርካ ምፍላጥ ከንቱ እዩ። ኣብ...