ሃገራዊ ድሕነት ዶ … ሃገራዊ ጥፍኣት ?

መደብ ምቅላዕ ምስሉያት ወ ዕሱባት ህግደፍ ትማል፡ መላእ ህዝቢ ኤርትራ፡ ኣብ ሓደ ህርመት ሰሚሩ ዝሰዓቦ መሪሕነት ህግደፍ፡ ገንሸል ዜጋታትና ጉሒፉ፡ ታሪኽ ህዝቢ ኤርትራን ኤርትራውነትን ደዊኑ ኣብ ድቕድቕ ጸልማት ምስ ኣጥሓለ፡ ህዝቢ ምስ ከዓቦ፡ እንሆ ኣብዘን ናይ መወዳእታ ፍቕዲ ዓመታቱ ድማ፡ ስካሪኮ ምስሉያትን ዕሱባትን ኮይኑ ኣሎ፡፡ ብፍላይ ኣብዘን ዝሓለፋ 10 ዓመታት፡ ክንዲ ደጋፊ ወይ ከኣ ሰዓባይ ጉጅለ ህግደፍ ምኻን...

ምሕደራ ባሕረ ነገስታት ምድረባሕሪ (ኤርትራ)

3ይ ምዕራፍ 4 የካቲት 2018 ዓ.ም.ፈ. ካብ ቅ.ል.ክ. ጀሚሮም ክሳብ መዋእል ንግስቲ ዮዲት 800 ክፍለ ዘመን፣ ካብ ድሕሪ ምቕሃም ዮዲት ጀሚሩ ከኣ ክሳብ 18 ክፍለዘመን፣መላእ ምድረ- በሓሪ ብባሕረ-ነገስታት እዩ ዝመሓደር ዝነበረ። ብፍላይ እኳድኣ ኣብዛ ሎሚ ኤርትራ ትብሃል ዘላ ሃገር፣ ክሳብ 1740 ዓ.ም.ፈ. ማለት ክሳብቲ መወዳእትታ ስልጣን በሓረ-ነጋሲ ዘብቀዓሉ እዋን፣ ንሱ ድማ በሓር-ነጋሲ ኢስቕ ዘመሓድረሉ...

ኤርትራ (ምድረባሕሪ)፣ ታሪኻዊን ፖለቲካዊን ትንተና ብዛዕባ ጥንታዊትን “ሓዳስ” ኤርትራን

ፍሉይ ሕታም ሓቂ መራር እያ፣ ኣዳላዊ መም. ቀለተ እስፋሃ 02.የካቲት 2018 ዓ.ም.ፈ. ስለምንታይ ህዝቢ ኤርትራ ሎሚ ብገረብ ብሓኽላ ይሳቐ ከምዘሎስ ትፈልጡዎዶ ? እቶም ቀንዲ መሃንድሳት ንጉዳይ ኤርትራ ተታሓሒዞሞ ዘለው ሓይልታትከ ብዓል መን ምዃኖም ትፈልጡዎምዶ ? ካብ መዓስ ጀሚሮም ነቲ ውዲት ከምዝጀመሩዎከ ትፈልጡዎዶ? ነዘን ሕቶትታት እዚአን ንምምላስ ብሕጽር ዝበለ ትንተና ቀሪቡ ኣሎሞ ብምስትባሃል ክትከታተሉዎ...