ኢ.ህ.ኣ.ዴ.ግ. መተካእታ ሃይለማርያም ደሳለኝ፣ ነቲ ወጻኢ ሚንስተር ዝነበረ፣ ወርቅነህ ገበየሁ ክመርጹዮም ይብሃል ኣሎ

ኢ.ህ.ኣ.ዴ.ግ. መተካእታ ሃይለማርያም ደሳለኝ፣ ነቲ ወጻኢ ሚንስተር ዝነበረ ስልጣን ዝወዳደር፣ ወርቅነህ ገበየሁ ክመርጹዮም ይብሃል ኣሎ። እቲ ዝምረጽ ሓዲሽ ቀዳማይ ሚንስተር፣ ነቲ ዝበዝሐ ህዝቢ ኦሮሞ 36%ን፤ ንህዝቢ ኣምሓራን 24%፣ ዘይውክል እንተድኣ ኮይኑ ግና፣ እቲ ካብ 2015 ዓ.ም.ፈ. ጀሚሩ ዝባራዕ ዘሎ ተቓውሞን መኸተን ህዝቢ ኣምሓራን ኦሮሞን፤ ኣብ ዝገደደ ጥርዙ ክበጽሕ እዩ እምበር ደው ክብልስ ከቶ...

Merkel’s Madhouse — ‘Don’t go to Germany!’

Admin January 11, 2018 Other Writers By MIKE WALSH Canadian citizen Monika Schaefer has just been arrested and thrown into prison in Germany. She had committed no crime. Author Mike Walsh warns potential visitors to Germany to stay away from this dangerous police...

ድሕሪ ምስንባት 1ይ ሚንስተር ሃይለማርያም ደሳለኝ፣ ሰልፊ ኢ.ህ.ኣ.ዴ.ግ. ኣብ መላእ ኢትዮጵያ፣ ስዓት ሕላፍ (ኮፕሪፎኮ) ኣዊጁ።

ድሕሪ ምስንባት 1ይ ሚንስተር ሃይለማርያም ደሳለኝ፣ ሰልፊ ኢ.ህ.ኣ.ዴ.ግ. ኣብ መላእ ኢትዮጵያ፣ ስዓት ሕላፍ (ኮፕሪፎኮ) ኣዊጁ። ኣብ ኢትዮጵያ ወተሃደራዊ ስልጣን ድዩ ክሕዝ ወይስ ስልጣኑ ንህዝቢ ከረክብ እዩ? ድሕሪ 1ይ ሚንስተር ኢትዮጵያ “ካብ ስልጣነይ ክወርድ ስለዝደሌኹ ጥርዓነይ ተቐበልሉኒ ኢሉ ንሰልፊ ኢ.ህ.ኣ.ዴ.ግ. ምምልካቱ፣ ኢህ.ኣ.ዴ.ግ. ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ውሱን ስዓት ሕላፍ (ኮፕሪፎኮ) ኣዊጁ።...

ቀዳማይ ሚንስተር ሃገር ኢትዮጵያ ካብ ስልጣኑ ወሪዱ

 እቲ ብ2012 ዓ.ም.ፈ. ድሕሪ ሃንደበታዊ ሞት ቀዳማይ ሚንስተር ሃገር ኢትዮጵያ ለገሰ ዜናዊ ኣብ ስልጣን ዝመጸ: ሃይለማርያም ደሳለኝ፣ ትማሊ ዕለት 15 የካቲት 2018 ዓ.ም.ፈ. ካብ ስልጣኑ ወሪዱ። እዚ ካብ ዓሌት ወላይታ ዝኾነ ሃይለማርያም ደሳለ፣ትማሊ ሓሙስ ብዕለት 15 የካቲት 2018 ዓ.ም.ፈ.እዩ ካብታ ብውዲት ዝተሰቕላ ስልጣን ተሰናቢቱ። ሃይለማርያም ደሳለኝ እምነቱ ፕሮተስታንት ኮይኑ፣ ካብቶም ኣብ ኢትዮጵያ...

ስለላ ኣብ ኤርትራ ብዓባይ ብሪጣንያ እዩ ተጀሚሩ

6ይ ምዕራፍ ውዲታዊ ወፍሪ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ፣ ምዓስ ከምተጀመረን፣ ብዓል መን ከም ዝጀመሩዎን፣ ኣብ ከባቢና ድማ ቋንቋና ዝዝረቡ ኣየኖት ዓሌት መሳርሒ ባዕዳውያን ኮይኖም፣ ንህዝቢ ምድረባሕሪ ከምዝዘረዩዎን፣ እስከ ነዚ ኣብ ታሕቲ ተተንቲኑ ዘሎ ሓጺር ትንተና ተኻታቲልና ነለልዮም። ኣስተብህል፣ Who controls the Past controls the Present, who controls the Prsent controls...