ሕገ-መንግስቲ ወይ ህንጻ-መንግስቲ ኤርትራ: ኣብ ግዜ ፈደረሽን ኤርትራ ምስ ኢትዮጵያ።

ህዝቢ ኤርትራ፣ ካብ መሬቱ በቚሉ፣ ኣብ መሬቱ ከኣ ዝዕንብብ፣ ንባህልታቱን መንነቱን ቅዱስ እምነቱን ዘንጸባርቕን፣ ንኣገባብ መነባብሮኡ ዝሰርዕን፣ ባዕሉ ዝውንኖ ሃገራዊ ሓድጊ፣ ስነ-መስርዕን ኮይኑ፣ ካብ እዋን ኣብ እዋን እንዳተዋራረስን እንዳተቐርጸን ዝመጸ፣ ሕግን ስርዓትን፣ መሬት ዓደቦን ዝነበሮ እዩ። ሕጊ እንዳባ ኤርትራ፣ ካብ 13 ክፍለዘመን ጀሚሩ፣ ኣብ ሰነዳትን ስነጽሕፋትን ዝሰፈረ እዩ። ንህዝቢ ኤርትራ ኣብ ደረጃ...

Mongoose: President Trump Is Being Lied to About Africa and Everything Else….

ሕቡእ ታሪኽ ኣብ ኣፍሪቃ፣ ብርግጽ  ኣብዚ በጺሕናዮ ዘሎና እዋን፣ ጽዮናውያን እንታይ ይፍጽሙ ከምዘሎውን፣ ንዝመጽእ ቀረባ እዋን ከኣ እንታይ ክፍጽሙ ይጓየዩ ከምዘለውን፣ እንታይ ሸቶ ክበጽሑ ይደልዩ ከምዘለው ትፈልጡዎዶ? The hidden Story of Whats really hapen in Aafrica. ሓዲሽ ዓለማዊ ስርዓት፣ ወይ ብኻልእ ኣዛራርባ ግሎባል መግዛእቲ፣ ግንከኣ ገባቲ፣ንኣፍሪቃ ብኸመይ ገሩ ክውሕጣ ከምዝደሊ ዘሎስ...

ብስታላይት ዝተቀድሐ ኣብያተ ማእሰርትታት ግዝያዊ መንግስቲ ህግደፍ።

ካብቶም ብኣማኢት ዝቝጸሩ ኣብያተ ማእሰርታት ኤርትራ፣ እንሆ ብስታላይት ዝተቀድሐ ኣብያተ ማእሰርትታት ግዝያዊ መንግስቲ ህግደፍ ብቪድዮ። እወ፣ እዚ ድያብሎስ ዝኾነ ግዝያዊ መንግስቲ ህግደፍ፣ ኣብ ስልጣን ካብዝስቀል ጀሚሩ ብኣማእታት ዝቝጸሩ ኣብያተ ማሠርቲ ሰሪሑ እዩ። ክሳብ ርብዒ ሚልዮን ዝኾነ እሱራት ድማ ብዘይፍርዲ ኣብቲ ዘስካሕክሕ ኣብያተማእሰርቲ ተዳጊኖም፣ ምሽሚሾም ይሞቱ ኣለው። ኣብ መዋእለ ህግደፍ ዘይተነግረ...

ምሕደራ ባጤራ ናቕፋን ማሕበረ-ቁጠባዊ ስምብራቱን

ባጤራ፡ ነንሕዶም ዝመላልኡ፡ ግን ካኣ ዝተፈላለዩ፡ ሰለስተ መሰረታውያን ዕዮታት ይዓዪ – (1) ከም መተዓዳደጊ (መገዛዝኢ) (medium of exchange)፣ (2) ከም መኻዕበቲ/መዋህለሊ ሃብቲ (store of value)፣ (3) ከም መገለጺ ዋጋታት/ሒሳብ (unit of account)። እዞም ዕዮታት እዚ’ም፡ ንምዕባለን ሃገርን ንማዓልታዊ ሂወት ሓደ ሕብረተ-ሰብን ደረክቲ ጥራሕ ዘይኮኑስ፡ ብግቡእ ክዓሞም ዝኽእል...

Europa und Deutschland sind den USA ein Dorn im Auge

Ihre größte Lüge: Merkel wollte die feindlichen Kulturen in Deutschland – auf Teufel komm raus! – https://alpenschau.com/2017/01/07/ihre-groesste-luege-merkel-wollte-die-feindlichen-kulturen-in-deutschland-auf-teufel-komm-raus/#comment-15048 – Die vielen...