ኮንፈረንስ ጀርመን ከመይ ነበረ?? ካብቲ ሰነዳቶም ዝተረኽበ ሓበሬታ።

40 ተሳተፍቲ ዝተኻፈሉዎ ኼባ ውድብ መድረኽ ፍራንክፈርት ጉዳይ ዶብ እይተተንከፈትን። ወያነ ካብ ልዕላዊ መሬት ኤርትራ ክወጹ ዝብል ዛዕባውን ኣይተላዕለን። ዶብ ይተሓንጸጽ ዝብል ቴማ ከኣ ወይከ። ርኣይቶ መ.ሓ.ደቀባት ኤርትራ። ዝርዝር ኣስማት “ሕርይራይ ጋንታ ተቓውሞ” ኣብ ጀርመን 25 ዝኣባላታ ቦርድ ቆይማ። ኣሕመድ ካይሲ ኣምባሳደር ኣድሓኖም ገብረማርያም ኣምባሳደር ዓንደብርሃን ወልደ–ጊዮርጊስ...

ኣብ ባሕሪ ዝጥሕልን ኣርሒቑ ሰደደትን ንዓደ’ቦኻ ኩሉ ጥፍኣት’ዩ! ኣናፍራ ቆቛሕ ዘይፈለጠስ ኣይሃዳናይን

እዛ ምስሊ ራሻይዳ ዝኾነት፣ መደናገሪት ኣስላም ኢሉ ዝተዓመማ፣ ስእሊ ልኡኽ መላኺ ኢሰያስ ምስ ዕማመቱ ምስርኣዩ፣ ብዙሓት ሰባት ነዲሮም ወቐሳታት ልኢኾም።  ሰባት ዝኾነ ጽሑፍን ስእልን ከመይ ይርድእዎ፣ ስራሕ ጽሓፍን ሳኣላይን ዘይኮነስ ትዕዝብትን ጠመተን ኣንበብትን ስራሕ’ዩ። ስለዚ ነዚ ስእሊ ብቃሕ ዝበለኩም ክትርድእዎ ሓላፍነትኩምን፣ ብቕዓትኩምን ዝሓትት’ዩ። ነብሲ ወከፍ ተኻታታሊ ኣብዚ ስእሊ  እዚ...

መሬት፣ ኩሉ እያ፣ መሬት ትንፋስ እያ፣ ብርኪ እያ።

መሳጥን ሃገራዊን ትሕዝቶ  ዘለዋ ሙዚቃ ብተፎኖ ምስ በጸይቱ እንዳ ተቋባበሉ ዝደረፉዋ መሳጢት ደርፊ፣ ሎሚ ነቲ ፍረነገር እታ ሙዚቃ ከነስተብህለሉ ከሎና፣ ብምልኡ፣ ንህግደፍ ዝወቅዕ ኮይኑ ንረኽቦ። ኣብቲ እዋንቲ እዛ ደርፊ ክትድረፍ ከላ ግና መብዛሕትኡ ህዝቢ ኤርትራ ብፍላይ እኳድኣ እቲ ኣብ ከተማታት ዝነብር ዝነበረ ውዲት ሻዕብያ ስለዘይፈልጦ፣ ገጂፍ ህርፋን ነጻነት ከኣ ስለዝነበሮ፣ ከምቲ ህርፋን ጸባ ዘለዎስ ጓጒድ  ማይ...

ህሉው ኩነታት ኢትዮ-ኤርትራ ኣይሰላም ኣይኲናት!

“ኩነታት ህዝቢ ኤርትራን ኢትዮጵያን (ኤርትራን ኢትዮጵያን)፣ ካብቲ ቅድሚ 17 ዓመታት ዝነበረ ኣይፍለን እዩ”። ካብ ዓይጋ ፎሩም ዝተቐድሐ ኣገዳሲ ሓበሬታ ኣብቲ ብዕለት 16 ጥቅምቲ 2017 ኣዳለውቲ ትግራይ ኦንላይን ኣብ ዓይጋ ፎርም ዝውጽእዎ ርእሰ ዓንቀጽ፣ “ኣብ ኣይሰላም ኣይኲናት ኣብ ትሕቲ ዝብል ኣርእስቲ “ህሉው ኩነታትኢትዮ-ኤርትራ ካብቲ ቅድሚ 17 ዓመታት ዝነበረ ኣይፍለን እዩ። እዚ ማለት ከኣ ቅድሚ...