ካብቶም ብኣማኢት ዝቝጸሩ ኣብያተ ማእሰርታት ኤርትራ፣ እንሆ ብስታላይት ዝተቀድሐ ኣብያተ ማእሰርትታት ግዝያዊ መንግስቲ ህግደፍ ብቪድዮ። እወ፣ እዚ ድያብሎስ ዝኾነ ግዝያዊ መንግስቲ ህግደፍ፣ ኣብ ስልጣን ካብዝስቀል ጀሚሩ ብኣማእታት ዝቝጸሩ ኣብያተ ማሠርቲ ሰሪሑ እዩ። ክሳብ ርብዒ ሚልዮን ዝኾነ እሱራት ድማ ብዘይፍርዲ ኣብቲ ዘስካሕክሕ ኣብያተማእሰርቲ ተዳጊኖም፣ ምሽሚሾም ይሞቱ ኣለው። ኣብ መዋእለ ህግደፍ ዘይተነግረ እምበር፣ ዘይተገብረስ የልቦን።

Satellite view of some of the Eritrean prisons