WARNING! — Russia Must not Agree to the Partition of Syria

Admin June 21, 2017 Other Writers By FLOPOT Regarding the following: any reference to the United States or any other Western country should be viewed as bounded within 6 brackets. What follows is a reasoned attempt to prepare some psychological tools of argument just...

“መዓልቲ ስውኣት 20 ሰነ” ፣ “ሓየት ጓልኩምን ወድኹምን ድኣ መዓስ ሞይቶም፣ ተሰዊኦም እምበር” !! “ዓወት ንሓፋሽ”!!

ብዝብል ጸማም ሓደ ደርፉ ጭርሖ፣ እቲ ምዓልቲ ስዉኣት 20 ሰነ ብ”ሊቀ-ሊቃውንቲ” ኢሰያስ ኣፈወርቂ ኣብ “መቓብር ሓርበኛታት” ብዳንኬራን ጓይላን ተባዒሉ። እቲ ብልኡኽን ወኪልን ባዕዳውያን ኢሰያስ ኣፈወርቂ ዝምራሕ ኩባንያ ህገድፍ፣ “መዓልቲ ስውኣት 20 ሰነ” ” ሓየት ወድኺ ተሰዊኡምበር ምኣስ ሞይቱ” ብዝብል መደረ ተሰንዩ፣ “ብዓወት ንሓፋሽ“!...

መሰረትን መበቆልን፣ እምነትን ፍልጠትን፣ ምዕባሌን፣ ካበይ መጺኡ?

ጥንታዊ ታሪኽ ደቂ ኵሽ፣ ኣፍሪቃዊ ታሪኽ፣ ብፍላይ ኣብ ከባቢ ግብጽን ሱዳንን እኳድእ ኣብ ምድረ ኣግኣዝያን ወይ ምድረ ባሕሪ፣ ሎሚ  ድማ “ሓዳስ ኤርትራ”፣ ኣብ ኣኽሱም፣ መጠራን ቁሓይቶን፣ ኣዱሊስን ደቀመሓረ ድንበዛንን፣ ከምኡውን ኣብ ከባቢ ወሎ ላሊበላን፣ ጎንደርን እዩ ነይሩ። እስከ ነዚ ኣብ ታሕቲ ብቪድዮ መልክዕ ቀሪቡ ዘሎ ታሪኻዊ ትንተና ንስተብህለሉ። ኣብ ኣፍሪቃ ዘይተነግረ እምበር፣ ዘትገብረስ...

ሓጺር መእተዊ ኣብ ወርሒ ሰነ 2017 ዓ.ም.ፈ. ኣብ ሕቡራት ሃገራት ኣሜሪካ ዑደታዊ መደረ ብክቡር ገዲም ተጋዳላይ (EPLF Veteran) ክብሮም ዳፍላ

A Short Introduction to The US Talk Tour Planned by Kubrom Dafla June-July 2017  ብቛንቋ እንግሊዝኛ ምሉእ ሓበሬታ ንምርካብ፣ ኣብዚ መራኸቢ (LINK) እዚ ጠውቑ። At the end of this introduction, I have written down, as briefly as possible, that part of my personal background (resume’) which, I...

ንህዝቢ ኤርትራ ኣጥፊኦም፣ ንህዝቢ ኣግኣዝያን ከጥፍኡ ተዓጢቖም ዝጕዓዙ ዘለው እቶም ቀንዲ 4 ማፍያ ልኡኻት ሳጥናኤል ህግደፍሲ ትፈልጡዎምዶ?

እዛ ንነብረላ ዘሎና ዓለም ዋናታታ እቶም መሃንድሳት ጽዮናውያንን ሃጸያውያንን ዝኾኑ፣ “ኤሊት“ ዝብሃሉ ስዉራት ሓይልታት እዮም። ንጭፍራ ህግደፍ ከም ትሑታት ደርቢ “ኤሊት“ ሊኢኾም ግና፣ ብፍላይ ነቲ ኣካል ህዝቢ ኣግኣዝያን ዝኾነ ህዝቢ ኤርትራ፣ ብሓፈሻ ድማ ንህዝቢ ትግራይ ታሪኹን ባህሉን ሃይማኖቱን ሓኺኾም፣ ንኸጽንቱዎ ገልዳሕ ይብሉ ኣለዉ። ምጽናትን ስደትን ወለዶ ህዝቢ ኤርትራን ኣግኣይዝያንን ከይኣኽሎም ድማ፣ ባህርያዊ...