ጥንታዊ ታሪኽ ደቂ ኵሽ፣ ኣፍሪቃዊ ታሪኽ፣ ብፍላይ ኣብ ከባቢ ግብጽን ሱዳንን እኳድእ ኣብ ምድረ ኣግኣዝያን ወይ ምድረ ባሕሪ፣ ሎሚ  ድማ “ሓዳስ ኤርትራ”፣ ኣብ ኣኽሱም፣ መጠራን ቁሓይቶን፣ ኣዱሊስን ደቀመሓረ ድንበዛንን፣ ከምኡውን ኣብ ከባቢ ወሎ ላሊበላን፣ ጎንደርን እዩ ነይሩ።

እስከ ነዚ ኣብ ታሕቲ ብቪድዮ መልክዕ ቀሪቡ ዘሎ ታሪኻዊ ትንተና ንስተብህለሉ። ኣብ ኣፍሪቃ ዘይተነግረ እምበር፣ ዘትገብረስ የልቦን። እቲ እዝዩ ክቡርን መሰረት ምዕባሌን ምህዞን ዝነበረ ንብረት ኣፍሪቃውያን፣ ካብ ቅድሚ ዘመነ-ባርነት ኣትሒዙ ክሳብ ሎሚ፣ በዞም ንነብሶም ከም ጸዓዱ ዝፈልጡዋ፣ ግንከኣ ምዝማትን ዓመጽን ቅትለትን ሰይጣናዊ እምነትን ዝባህሎም ተዘሚቱ እዩ። ዋላኳ ገዘብናን ባህርያዊ ጸጋናን ዘሚቶም ዘጥረዩዎ ቴክኖሎጂ ተጠቒሞም፣ ንዓና ክስጽንቱና ገልዳሕ እንተበሉ፣ ንሕና ደቂ ኣግኣዝያን ግና ኣልፋን ኦሜጋን ስለዝዀንና፣ መሲሉዎም ድኣምበር፣ ፈሪሃ እግዚኣብሔር ከኣ ስለዝዓሰለና ክንውሒድ ኢና እምበር ፈጺምናስ ኣይንጸንትን ኢና። ሃሊየ-ሉያ!!!!!

ካብ መላእ እቲ ቀንዲ ምዕባሌ ኣብ ኣፍሪቃ እዩ ነይሩ።  ካብ ኣፍሪቃ ድማ ብፍላይ ኣብ  ኣብ ግብጺ፣ ኣብ ሱዳን ኑብያ፣  መሮየ፣ መጠራ፣ ቆሓይቶ ኣዱሊስ፣ ወየተ እይ ነይር። ምዕራባውያን ግና ካብ ዘመነ ግሪኽ ጀሚሮም፣ ነቲ ኣብ እፍሪቃ ዝነበረ  ምዕባሌ  ዘሚቶም እዞም ከም ንባእሎም ዝመሃዝዎ ገሮም ኣብ መጻሕፍቲ ታሪኽ ሰናኒዖም ሰኒዶሞ። እቲ ቀንዲ ሃይማኖት እንተኾነውን ካ ቅ.ል.ክ. ጀሚሮም  ደቂ ኵሽ እዮም ዘዘውትሩዎ ዝነበሩ። ንመረዳእታ “እታ ኣ ሜን ” እትብሃል  መንፈሳዊት ቃል ካብ  “ኣ ቡን ” ዝብል ቃል ደቂ ኵሽ ዘዘውትሩዎ ዝነበሩ ቅዱስ aምነታዊ ቃል እዩ። ክሳብ ሎሚ ድማ ክርስትያን ድሕሪ ጸሎት ምግባሮም “ኣሜን” ይብሉ። ኣብ ኤርትራ ድማ እቲ ብቕንዱ ኣoሪጅናል ቃል ኵሽ “ኣቡን” ዝብል ቃል ካብኡ ዝመጸ እዩ።

Nubia Mother Of Egypt – Dr. Yosef Ben Jochannan

The Jewish Kingdom of Kush: Beta Israel (Ethiopian Jewish) history- Documentary

ደቂ ኩሽ ኣብ ከባቢ 270 ቅ.ል.ክ. እዮም መሮየ እትብሃል ጥንታዊትን ምዕብልትን ከተማ  ኑብያ እትብሃል መስሪትቶም። መጀመርያ ጥንታዊ መንግስቲ ኣብ ዓለም  ዝነበረ ዋላ ቅድሚ  ሃገር ቻይና እምብኣር  መንግስቲ ኩሽ ኣብ ኣፍሪቃ እዩ ነይሩ። ምዕራባውያን ግና እዚ ሕጂ ዝጅሃሩሉ ዘለው ቴክኖሎክጂ ከይተረፈ፣ ከይሓፈሩ ነቲ ኩሉ ምስጢራዊ ምህዞን ምዕባለን ካብ ደቂ ኩሽ እዮም ዘሚቶሞ።

NUBIAN SPRIT: African History Egypt, Ethiopia & Sudan THE LAND OF THE BOW

ካብ የማን ንጸጋም፣ እታ ኣንስተይቲ ኣምላኽ ኢዚስ እያ። እቲ ኣብ ማእከል ዘሎ ድማ ሰብኣያ ኦዚሪስ እዩ።

እቲ 3ይ  ድማ ወዶ ሆሪስ ዝብሃል እዩ። እቲ ኣብ መንከሶም ዘሎ ጭሕሚ ዝመስል ነገር ድማ፣ ሓደ ምስጢራዊን ፈታሒ ኩሉ ጸገማት ዝኾነ ቅዱስን ምስጢራዊን መለኮታዊን ምልክት እምነት ዝኾነ ክቡር ንዋት መሳርያ ወይ ቅዱስ ኣቕሓ እዩ።  እዞም ኣማልኽቲ እዚኦም መበል 22 ንግስነት ደቂ ኵሽ ዝነበሩ እዮም። ሎሚ ምዕራባውያንን ቫቲካንን ብምስጢር  ኣብ ጽሓይ እዮም ዛኣምኑ፣ ማለት ኣብ ኢዚስን ኦዚሪስን ሖሩስን እዮም ዝኣምንይ።

ኦዚርስ ማለት እዩ።ንመረዳእታ እብታ ኣብ ሃይማኖት ካቶሊክ ቅዱስ ቁርባን መእመናን ዝቖርበላ ጽዋእ እብኣህጽሮተ ቃላት ተጻሒፉ ዘሎ H I S እዩ። ትርጉሙ ዲማ ሆሪስ ኢሪስ  ኦዚሪስ ማለት እዩ። aቲ ምስጢሩ ግና ኩሉ ተራ ሰብ ኣይፈልጦን እዩ።

ኦዚሪስ እዩ።
From right to left: Isis, her husband Osiris, and their son Horus, the protagonists of the Osiris myth, in a Twenty-second Dynasty statuette HIS

ኣምላኽ ኦዚሪስ፣  godOsiris,

HORU ድማ God of the sky and kingship ማለት እዩ።
Horus standing.svg

SIS an ancient Egyptian word for “throne.

Isis with Horus, bronze figurine of the Late Period; in the Egyptian Museum, Berlin.I

Maat.svg

ማዓት፣ Maat

God of the afterlife, death, life, and resurrection

The African Origins of Civilization ምውሰረት
ምዕባሌን ስልጣነን ኣብ ኣፍሪቃ እዩ ተማሂዙ aንበር ኣብ ኤውሮጳ ወይ ኣብ እስራኤል እይኮነን ተፈጢሩ። ብፍላይ ካብ ፈለግ ኒል፣ ካብ ኑብዝያ እዩ ተፈጢሩ ።