Petrodollar doomed as Qatar breaks ranks and sells its oil in Yuan

JUNE 19, 2017 Author: BenjaminFulford The crisis in Qatar marks a major turning point in the battle against the Khazarian mafia. Ostensibly Saudi Arabia and other oil exporting states decided to try to blockade Qatar “because it was supporting terrorism.” In reaction...

“ዓለም 9 ዘይትመልእ 10”! ካብቶም ካብ መላእ ዓለም ዝሃብተሙ ክልተ ስድራቤት ሓደ ዳቪድ ሮክፈለር ድሕሪ 6 ግዜ ሓዲሽ ልቢ ምቕያር ኣብ መወዳእታ ኣብ 101 ዕድሜኡ ዓሪፉ

ዳቪድ ሮክፈለር ሓደ 2ይ ሃብታም ኣብ ዓለም ኣብ 101 ዕድሜኡ ዓሪፉ። ዳቪድ ሮክፈለር ሃብታም ኮይኑ ጥራይ ዘይኮነስ ብጭካኔን ብሰይጣናዊ ኣምነትን ንዓለም ሰጥ-ለበጥ ኣቢሉ መታን ንክገዝኣ፣ 6 ግዜ ልቢ ቀያዪሩ። ኣብ መወዳእታ ግና፣ መን ዝነበሮ ድኣ ክነብር እሞ ብስቓይ ደኣ ኣብ 101 ዕድሜኡ ተሰናበተ።                                ዳቪድ ሮክፈለር ጎበዝን ማእከላይ ዕድመን ምስ ኣረገን ዘርኢ ስእላዊ...

መንዮም እቶም ቅኑዓት ይሁዳውያን?? ንምርምርን ንመጽናዕትን ዝሕግዝ ታሪኻዊ ሓበሬታ

እቶም ቅኑዓት እስራኤላውያን፣ እወ፣ እቶም ፈሪሃ እግዝኣብሔር ዘለዎምን፣ ብክርስቶስ ዝኣምኑን፣ እሞከኣ ድሕሪ ከተማ ዮሪሳሌም ብሮማውያን ምዕናዋ፣ ንሃገራት ኣፍሪቃን ኣስያን ኤውሮጳ ፋሕ ኢሎም ዝተሰዱ እዮም። እቶም ኣብ 1948 ዓ.ም.ፈ. ካብ ፈቐዶ ምብራቕን ማእከላይ ኤውሮጳን ተኣኻኺቦም፣ ንህዝቢ ፓለስቲንያ መንቁሶም፣ ነታ ፓለስቲንያ እትብሃል ሃገር፣ “እስራኤል” ዝብል ስም ኣጠሚቖም፣ ብስም...