ብሒቘ ጀጋኑ ሓዂርካ ኣብ ሥልጣን

ኣብ ጸቢብ ጸበባ ጭንቂ ህሞት ተጻዊሩ ጽምኢ ጥምየት ምስ ሕሽከት ሰራዊት ወናን ኣየር መዳፍዕ ታንክታት ገጢሙ ውጋኣት በቶም መርዛም ጋዛት ዝዘንቡ ቦምባታት ተወንጫፊ ሮኬት ብልጭታ ማሕታታት እሳተ ጎመራ ተፊኦም ጎቦታት ትኪ ዓብሊኹዎም ተሸፊኖም ጸልማት ሰማይ ተሓቚና ኣንቀጥቒጣ መሬት ዘይዓጅቦ ኤርትራዊ ሓየት| ኣብቲ ጽዕጹዕ ውግእ ቀውጢ ህሞት ፈጻም ቅያ ገባር መስተንክራት!! ጅግና በጽሒ ኤርትራዊ ተባዕ ቆራጽ መዓንጥኡ...

Trump Presidency Ends In Ruins — ‘It’s All Over!’

February 14, 2017 “It’s over for Trump and the hopes of millions of people in the USA and the rest of the world. I see very dark clouds on the horizon.” By THE SAKER Less than a month ago I warned that a ‘color revolution ‘ was taking place in the USA. My first...

ጉጅለ ህግደፍ ሞባእ ዝኣራሪ፣ በቲ ሓደሸነኽ ከኣ ብብልዮናት ዶላር ዝግመት ዕደና ወርቂ ብባዕዳውያን ተዘሚቱ የሳግሮ ባሕሪ

ጉጅለ ህግደፍ እዚ እከይ ግብሪ ዘየሕንኾ ነውሪ ህውከት እምበር ነገር ዘየዐሪ ምስኡ ዘይዓበየ ፈሪሃ-ፈጣሪ ዘይፈልጣ ንሰናይ ዝበለጸ ምኽሪ እንኩም ዘይወጾ ሃቡ’ምበሪ ካብ ገዳምትን ኣድባራትን ኣእዳዉ ዘርጊሑ ሞባእ ዝኣራሪ ቤት መቕደስ ዘነውር ዘርክስ እዚ እከይ ግብሪ ውጽዕቲ ሃገርና ምስህዝብኺ ጽሎትኪ ኣስምሪ ናይዚ እከይ ሥርዓተ-ኣልቦ ንኽሓጽር ዕምሪ ኩላቶም ገዳማት ምስ ቤተ-ክህነት ዓበይትን ንኣሽቱን ቅዱሳት ኣድባራት...

ህግደፍ ዝብሉዎ ጸዋዕ ጭንቂ ስግኣት፣ ባዕዳውያን ዝዓሰቡዎ ኣንበጣ ጥፍኣት፣ ሕማም መንድዓት’ዩ፣ ኢሰያሳዊ ስርዓት

ህዝቢ ኤርትራ ካብ ቆልዓ ወዲ 8 ዓመት ክሳብ ኣረጊት ወዲ 80 ዓመታት ሰብኣይ ምስ ሰበይቲ፣ ጎርዞ ምስ በጽሒ ኣንጻር ወራሪ ስርዓት ንጉስ ሃይለስላሰን፣ ፋሺስታዊ ደርግን ተዋዲቑ መሬቱን ባሕሩን ነጻ ዘውጽኤ ኩሩዕን ጅግናን ህዝቢ እዩ። ሰራዊት ህዝባዊ ግንባርን ህዝብን፣ ህዝብዊ ቅያ እንዳ ኣሳላሰለ፣ ድሎ ከይትዕሎ እንዳበለ ንጸላኢ ክድርዕም ከሎ፣ ጽባሕ ብጊሓት ኣንታይ ዓይነት መንግስቲ ክንተክል ኢና ኢሉ ሓሲቡ ኣይፈልጥን።...