ኣብ 21-ክፍለ ዘበን ታሪኽ ክጥምዘዝ ኣይግባእን

ኣቕራቢ  ምስጋና ዘካርያስ ነዚ ጽሑፍ‘ዚ ከስፍር ዝደፋፍኣኒ፡ እቲ ዶክ. ሙስጦፋ ለስዳይ ኣብ ሃገር ስውዲን ዝነብር ናይ ታሪኽ መጽሓፍ ዘዳለዎ እሞ ትሕዝቶኡ ንምልላይ ዝገበሮ ሓበረይታ እዩ። ኣብቲ ንሱ ዝገበሮ መግለጺ ገለ ነጥብታት ትምህርቲ ዝህቡ እኳ እንተ ኣለውዎ፡ ብሓፈሻ ክርአ ግን እቶም ክርስትያን ነቶም ኣስላም ከም ዝዓመጽዎምን ዝበደልዎምን፡ ብወገን ኣስላም ነቶም ክርስትያን ዝገበርዎ ዓመጽ ከም ዘይነበረን ዝመስል፥...

ሽያጥ መሬትናን ወደባትናን ደሴታትናን ኣብ ጅባ መንዩ ዝኣቱ ዘሎ?? 2ይ ክፋል

“Liberty cannot be preserved without a general knowledge among the people” – John Adams – Second President – 1797 – 1801 ኣብ 2012 ዓ.ም.ፈ. ኣብ ከባቢ ዕዲ መሬት ኤርትራ ዝተዓለሙ፣ ኣባላት ግብረ ሽበራ ሑቲን ሓለፍቲ መንግስቲ የመንን፣ንዑጡቓት ግጅለታት ሃገር የመን፣ ሓገዝ መንግስቲ ህግደፍ...

Who Rules America: Donald Trump or the Jews?

Lasha Darkmoon February 17, 2017 Articles, Other Writers Is Donald Trump going to betray the people who elected him and turn into a proxy for Hillary Clinton? Or is he going to stand up to his enemies? IS PRESIDENT TRUMP A “NATIONAL SECURITY THREAT”? Or are the two...

DHS Insider: Pedogate Exposes CIA-Mossad Deep State

February 17, 2017 Anonymous-Whistleblower-533×578.jpg * 1/3 of politicians are controlled by sexual blackmail * CIA & Mossad create ISIS to remove Assad as step toward stealing Iranian oil * Israel and Saudi Arabia are partners in this venture. CIA/Mossad...

ሽያጥ መሬትናን፣ ወርቅናን፣ ሃብቲ ዓሳናን፣ ካልኦት ክቡራት ማዕድናትናን፣ ሎሚ ከኣ ወደባትናን፣ ደሴታትናን ኣብ ጁባ መን ይኣቱ ከምዘሎ ትፈልጡዎዶ?

ዝኸበርኩም ተኸታተልቲ መርበብ ሓበሬታ ደቀባት! ኣቦታትና ክምስሉ ከለው ከም”ንዋይከ ዎ እሲትከ ቀዳምሀ” ሃብትኻን ብዓልቲ ቃልኪዳንካን ካብ ቅድሜኻ ኣይትፍለዮም፣ ይብሉ። ኣብቲ ህዝባዊ መቓልሕ ሓሶትን ፕሮፓጋንዳን ግንከኣ ብስም “ሓዳስ ኤርትራ” ዝብሃል “ጋዜጣ” ኩባንያ ጽዮናውያን ህግደፍ፣ ብዕለት 2.ሚያዝያ 2015 ዓ.ም.ፈ.  ኣብቲ “መርገጽ ኤርትራ ኣብ...