ብምስምስ “እስላማዊ ጥርፉነት” ዝተኸድነ ዛንታ ስርሒት ፎርቶ 2013

ዛንታ ስርሒት ፎርቶ 2013 ቀንዲ ኣበጋገስቲ ፍጻመ ፎርቶ 2013 ድማ ሓላፊ ውድባዊ ጉዳያት ህግደፍ ዓብደላ ጃብር፡ ኣዛዚ ማእካለይ እዚ ሜ/ጀነራል ዑመር ሓሰን ጠዊልን ኣማሓዳሪ ዞባ ደቡብ መስጦፋ ኑርሑሴንን ነይሮም፡፡ January 16, 2017 THE LEGACY OF WEDI ALI… ዛንታ ስርሒት ፎርቶ 2013 ቀዳማይ ክፋል ብዝተፈላለዩ ቅያታትን ፍጻመታትን ዝተሰነደ ታሪኽ ህዝቢ ኤርትራ፡ ኣጸቢቑ ንዘስተባሃለሉ ሰብ፡ ኣብ...

ሓደ ካብቲ መለለዪ ባህሊ ደቂ ኣግኣዝያን ሙዚቃ እዩ። ሽቦ ለጋብ ሽቦ! ሃ ! ሃ ! ሃ! ሌጋብ ሽቦ! ጽቡቕ መውስቦ!

መርዓ ውዒልካ፣ መርዓትን መርዓዊን ሒዝካ  ድማ ንዳስ እንዳቦ ክትኣቱ ከሎኻ፣ ሽቦ ሌጋብ ሽቦ! ሃ! ሃ! ሃ! ሌጋብ ሽቦ! ሃ! ሃ! ሃ!ጽቡቕ መውስቦ! እንዳበልካ ንዳስ እንዳቦ ክእቶ ከሎስ ክንደይኮን ይምዕርግ ነይሩ። እወ፣ ኣዴታት “ክኣ መጸ መጸ ኣንበሳ ይመስል ካብ ዱር ዝወጸ”። ብዕልልታ ዝተሰነየ፣ “መጺኢካለይዶ! መጺእካለይዶ ክጽበየካ! እንዳበላ መርዓትን መርዓውን ከሳዕ-ስዕኦም ከለዋስ...

Trump If I Am Assassinated There Will Be Civil War ካብቲ ጭርሖታት ዶናልድ ትራምፕ፤ ኣሜሪካ ትቐደም! ኣመሪካኒዝም! ድኣምበር ጉሎባሊዝም ኣይንደልን!

ዶናልድ ትራምፕ፣ እዚ ንባራክ ኦባማ ተኪኡ፣ ብዕለት 8 ኖቨምበር 2016 ዓ.ም.ፈ. ሓዲሽ ፕረሲደንት ሕቡራት ኣሜሪካ ንኽኸውን፣ ብህዝቢ ኣሜሪካ ዝተሓርየ፣ ካብ ዓለት 20.01.2017 ጀሚሩ ስርሑ ክጅምር እዩ። ካብቲ ብዙሕ ንሱ ኣብ ግዜ ምርጫ ንህዝቢ ዝቃልሖ ጭርሖታቱት ድማ፣ 1) ኣመሪካኒዝም ድኣምበር ጉሎባሊዝም ኣይንደልን! 2) ንኣሜሪካ ተቛጻጺሮማ ዘለው  ሃብታማት ጥራይ እዮም።  ሓፋሽ መሰሉ ክረክብ ኣሎዎ። 3) ...