Weekly geo-political news and analysis. ” ፕረሲደንት ትራምፕ ኣብ ስልጣን ምስ ተቐልቀለ 3ይ ኲናት ዓለም ድዩ ክውላዕ ወይስ እንኮ ስርዓተ መንግስቲ እዩ ንመላእ ዓለም ክገዝእ “? ንኹሉ ግዜ ኣለዎሞ እስከ ንጸበዮ! “Will it be World War or World Government as Trump Presidency Approaches”. Posted by benjamin January 16, 2017

Posted by benjamin January 16, 2017 (Full Report) Author: BenjaminFulford Source The big geopolitical players are making final moves as the Presidency of Donald Trump and Western revolution loom. The Western military industrial complex made one of its final big moves...

ሓቂ ብርእሳ እንተቐበርካያ ብእግራ ትወጽእ! እቶም ብሓቂ እስራኤላውያን ዝብሃሉ መንዮም? Biblical Israelites were black and still are today, Yahweh’s chosen, True Jews.

ሊቃውንትን ተመራመርቲ ታሪኽን መጽሓፍ ቅዱስን ከምዘረጋገጹዎ፣ እቶም ቅኑዓት ኣመንቲ ኣምላኽ (ደቂ ኣስራኤል ዝጽውዑ) ካብ ስሜን ኣፍሪቃ ጀሚሮም፣ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪቃን፣ ምዕራብ ኣፍሪቃን ዝነብሩ ደቂ ኩሽ እዮም። እቶም ወከልቲ ክርስቶስ ኢና ዝብሉ ኣብ ቫቲካን ዘለውን፣ እቶም ካብ ምብራቕን ማእከላይ ኤውሮጳን ተኣኻኺቦም ብ1948 ዓ.ም.ፈ. ንደቂ ፓለስቲንያ ካብ መሬቶም ሰጒጎም እስራኤል ዝብል ስም ሰምዮም ኣብኡ ዝተሃዘቡ...

President Two Mouths – The David Icke Videocast/Podcast

All you have to do is to tell the People they are being attacked, and denounce the pacifist for lack of patriotism and exposing the country to danger. Whether or not Goering said this or not, it is the truth.“Naturally, the common people don’t want war, but after all,...

መርድእ!! ዶር. ሃብተ ተፍስፋማርያን ሓሰን ከኪያን ከኣ ሎሚ ሓሊፎም። በብሓደ ሰብ ውሓደ!

ብዓል ሓጎስ ገብረሂየት (ክሻ)፣ ኣብ ግዜ ቃልሲ ህ.ግ..ሓ.ኤ. ብራሾ ማይ ዘየቕበሉ፣ ካብ መሸጣ ቆሎን ዋርድያ ማካይንን ሓሊፎም፣ ሎሚ ሚንስተር ቁጠባን ወናኒ ዕደና ወርቂ ኤርትራ ኮይኖም ብልኡኽ መላኺ ክሽየሙ ከለዉ፣ ሓርበኛታት ደቂ ሃገር ከኣ ንሃገር ክብሉ ዝኣረጉ፣ መቕበሪ ሬስኦም 2 ሜትሮ መሬት ተነፊጉዎም  ግና በብሓደ ሰብ ውሓደ ይኾኑ ኣለው። እቲ ኣብ ስደት ዝነብር ተቓውሞ ኤርትራ ድማ ፣ እቶም ገዳይም መራሕቱ...