“መድሓኒት ኮምፒዩተር” እትብሃል ንኹሉ ሕማማት እተድሕን፣ ኣብ ሃገር ጀርመን ተማሂዛ። እቲ ክሊኒክ ድማ ኣብዚ  ዓመት እዚ 2017 ኣብ ጀርመን ስርሑ ክጅምር እዩ። NEIL KEENAN UPDATE: Introduction / Overview: The ‘Healing Computer’ Technology

 Introduction to the ‘Healing Computer’ Technology Overview: The ‘Healing Computer’ (a new name will be decided upon in due course) can be used to treat any person – with the only exceptions being pregnant women, children under the age of 12 years, people with...

ሓቅን ሓሶትን ገጽ ንገጽ ቪድዮ ብኣረጋይ ሓጎስ። ካርታታት ፓልቶክ፣ ኣሚቸዶ፣ዊልያምዶ ገበልዶ፤ ፎሮዶ፣ ሓጎስዶ፣ ራድዮ ሩዋንዳዶ ወዘተ… መሳርሒ ህግደፍ ኮይኖም ብዙሕ እዋን ኣዳናጊሮምእዮም። ሕጂ ግን ተበርጂኖም እዮም!!

በጃኻትኩም  ዝኾነ ዝግበር ምፍልላይ መደብ ዕዮ ህግደፍ እዩ። ስለዝኾነ ድማ ኣስላምናን ክርስትያናን ብጃምላ ዘርእና ክጽንት ገልዳሕ ይብል ኣሎ። ነዚ ልኡኽ ባዕዳውያን ብውህደት ኣለሊና ንቃለሶ እምበር “ኣስላም ከምዚ እዮም ክርስትያን ድማ ከምቲ እዮም” ምባል ኣይጠቕመናን እዩ። ህግደፍ ግና ምፍልላይና ተጠቒሙ እንደገና ክምንቁሰና እዩ። ስለዚ ብጃኹም እቶም ኣናብር ፓልቶክ ኣብ ልብኹም ተመሊስኩም፣ ጸልኢኹም...