ጎጉዱስ ንቐሺ!  ሓጺር ወኸሳ ንሓው “ፎሮ“  (ዝተኣረመ)

 እቶም ውዲታውያን ስዉራት ሓይልታት ብድሕሪ መጋረጃ ኢሰያስ ኮይኖም፣ ብኢደ-ኣዙር ዝምንቁሱና ዘለው መንዮም? ኣብ መወዳእታ እልፋን ኦሜጋንከ ነቲ ቀይሕ ባሕሪናን ከነኣን ዓድናን ብዓልመንዮም ክውንንዎ ዝሓልሙ ዘለው? ዝኸበርካ ሓው “ፎሮ“ ከመይ ኣሎኻ ጸጋ  ጥዕናኻ? ኣነኮ ብወገነይ ኣብ ቆየቛ-ፓልቶክ ዘላግስ ሰብ ኣይኮንኩን፣ መኽንያቱ እቲ ፓልቶክውን ዋናታቱ ንሳቶም ስለዝኾኑ፣ ካብ በትሪ ኣብ ኢድካ፣ ተመን ኣብ እግሪኻ ከሎ...

ክዝከር ዘለዎ ታሪኻዊ ሓቂ

ህዝቢ ምድረ-ባሕሪ ን800 ዓመታት ዝኣክል ንብዙሓት ወረርቲ ተኻላኺሉ መንነቱን መሬቱን ቀዪሕ ባሕሩን ባህሉን ኦሪታዊ-ሃይማኖቱን ዓቂቡ እዩ ጸኒሑ። እቶም ብድሕሪት ኮይኖም ነቶም ንምድረ-ባሕሪ ተተባራርዮም ዝወርዎ ዝነበሩ ወረርቲ ሓይልታት ብዓል መን ነበሩ? ንመረዳእታ፣ 1ይ. ምሓመድ ግራንኝ ብቱርክን ግብጽን ተሓጊዙ ንኢትዮጵያ ንምድረባሕርን ክወርር ጀሚሩ። ብጀጋኑ ደቂ ምድረባሕሪ ድማ ተደምሲሱ። ቱርኪ ብከባቢ ቀይሕ ባሕሪ...

ቃልሲ/ሰውራ ኤርትራ ብ1961 ዓ.ም.ፈ. ኣይኮነን ተጀሚሩ!!

 ለባም ወይ ፈላጥ ዝብሃል ሰብ፣ ቅድም ቀዳድም ፈሪሃ-እግዚኣብሄር ዘሎዎ እዩ። ካብኡ ቀጺሉ ድማ ዝተፋላለዩ ሓበሬታት እናኣከብ፣ፍልጠቱ ዘማዕብል ሰብ ፈላጥ እዩ። ብተወሳኺ’ውን ኣብ መጽናዕቲ ዝተመርኮሰን፣ብጭቡጥ መርትዖ ድማ ዝተሰነየ  ዘዋህለሎ ፍልጠት፣ ነቶም ዘይፈልጡ ከፍልጥ ከሎ እዩ። እምብኣር ቃልሲ/ሰውራ ኤርትራ ብ1961 ዓ.ም.ፈ. ኣይኮነን ተጀሚሩ። ቅድሚ መግዛእቲ ቱርኪ ማለት ቅድሚ 15 ክፍለ ዘመን እዩ...

እዋናዊ መዘኻኸሪ ንኹሎም ሰብ ሕልና ዝምልከት’ዩ፤

እዋናዊ መዘካከሪ ንኩሎም ሰብ ሕልና ዝምልከት’ዩ፤ አካይዳ ናይ’ዚ ቃልስና ዘሕዝን ከቢድ ንዕቀት አብ ልዕሊ ናይ ቃልሲ ምርጫ ደቂ ሰባት ይኩን አብ ልዕሊ ሰብአዊ መሰላት’ዩ ዝካየድ ዘሎ አብ ደምበ ፓልቶክ ብፍላይ ድማ አብ ስመር ሩም1 ዝብሉ አለዉ። እዚ ተቃውሞ ናይ ኤርትራ ዝብሃል እንታይ ዓይነት አካይዳ ይከይድ አሎ ዘሕፍር እዩ። ነቲ ብአካል አብ ውድባዊ ስርርዕ አትዩ አብ ሰሚናራት ኮነ...