ዘኢትንገር ታሪኻዊ ትንተናን ኣስተምህሮን ብፈላስፋ ተስፋጽዮን

ኣብዚ ገጽ እዚ ድማ ብሓርበኛ ተስፋጽዮን ወዲ ሃብተስሉስ፣ ወዲ ራእሲ ዓንደ-ሃይማኖት፣ ወዲ ራእሲ ሃይሉ ወዲ-ጅግና-ኣውዓሎም! እወ! ኣውዓሎም ጎይታ ኲናት ዓድዋ፣ ውርሻ እቦታቱን እቦሓጎታቱን ደቂ ምድረ-ባሕሪ ብሓላፍነት ተሸኪሙ፣ ብድምጺ ወይ ብቪድዮን ብዩቱብን ዘኢትንገር ዝኾነ ታሪኻዊ ትንተና ወይ ኣስተምህሮ ብቐጻሊ ክቐርብ እዩ። ሰናይ ምስማዕን ምርዳእን ይግበረልኩም! ብርግጽ መርበብ ሓበሬታ ደቀባት ኤርትራ ካብ 2000...

ሓቂ ተዛሪብካ ኣብ መንገዲ ባቡር ደቅስ!!!

ልኡኽ መላኺ ኢሰያስ ኣፈውርቂ፣ብፍላይ ነቲ ንኣስታት ሓደ ሽሕ ዓመታት ዝኣክል፣ ካብ ወራር መሓመድ ግራኝን፣ ቱርክን፣ግብጽን፣ማህድን፣ኮሎንያል ጣልያንን፣ ሜላዊ መግዝእቲ ዓባይ ብሪጣንያን፣ ብጽዮናውያንን ሃጸያውያንን ዝምወል ዝነበረ መግዛእቲ ንጉስ  ሃይለስላሴን፣ ብሶቭየት ሕብረት ዝምወል ዝነበረ ግዝያዊ ወድተሃደራዊ መንግስቲ ኢትዮጵያን መኪቱ ስዒሩ። መንነቱን መሬቱን ባሕሩን ከኣ ብትብዓት ብምምካት፣ ነዛ ሎሚ ኢርትራ...

ሓርበኛ ተጋዳላይ ወደባት ምድረባሕሪ „ፎሮ“ ንስለላን ኮለላን ቅንጸላን ልኡኽ መላኺ ኢሰያስ ብድምጺ ከጋልጾ ከሎ ዘርኢ!

<h4><span style=”color: #0000ff;”>ሓርበኛ ተጋዳላይ ወደባት ምድረባሕሪ “ፎሮ”፣ ነቲ ንፍርቂ ዘመን ንመላእ ሰራዊትን ህዝብን ስለላን ኮለላን ቅንጸላን ኣዓንጅሉ መሃነኑ ክጥፍኦ ኢሉ ንረብሓ ባዕዳውያን፣ እሞኸኣ ብደም ንጽሃት ደቂ ምድረባሕሪ ብባዕዳውያን ዝተላእከ ልኡኽ መላኺ ኢሰያስ ኣፈወርቂ “ቢግ ብራዘር ፕረሲደንት” ቁሸት ዓዲ...